‘ቲ ኣንበሳን ‘ቲ ገንሸልን
“እንሆ፡ ዝሐሬኽዎ ጊልያይ፡ ነፍሰይ ዝሰመረቶ ፈታውየይ፡ ኣብኡ መንፈሰይ ከሕድር እየ፡ ንሱ ድማ ነህዛብ ፍትሒ ኼውጽኣሎም እዩ። ኣይከራኸርን፡ ኣይጭድርን፡ ኣብ ኣደባባይውን ሓደ እኳ ድምጹ ኣይኪሰምዕን እዩ። ፍርዲ ናብ ዓወት ክሳዕ ዜብጽሕ፡ ጭፍሉቕ ሻምብቆ ኣይሰብርን፡ ዚተክኽ ፈትሊ ጥዋፍውን ኣየጥፍእን እዩ። ኣህዛብ ከኣ…
“እንሆ፡ ዝሐሬኽዎ ጊልያይ፡ ነፍሰይ ዝሰመረቶ ፈታውየይ፡ ኣብኡ መንፈሰይ ከሕድር እየ፡ ንሱ ድማ ነህዛብ ፍትሒ ኼውጽኣሎም እዩ። ኣይከራኸርን፡ ኣይጭድርን፡ ኣብ ኣደባባይውን ሓደ እኳ ድምጹ ኣይኪሰምዕን እዩ። ፍርዲ ናብ ዓወት ክሳዕ ዜብጽሕ፡ ጭፍሉቕ ሻምብቆ ኣይሰብርን፡ ዚተክኽ ፈትሊ ጥዋፍውን ኣየጥፍእን እዩ። ኣህዛብ ከኣ…
“ንሱ (ክርስቶስ) መልክዕ እቲ ዘይርኤ ኣምላኽ፡ በዅሪ ዅሉ ፍጥረትውን እዩ። ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ዘሎ፡ ዚርኤን ዘይርኤን፡ ዝፋናት ኰኑ ወይስ ጕይትነት፡ ሕልቅነት ወይስ ስልጣናት፡ ኵሉ ብእኡ ተፈጢሩ አሎ እሞ፡ ኵሉ ብእኡን ንእኡን እዩ እተፈጥረ። ንሱ ኸኣ ቅድሚ ዅሉ እዩ፡ ኵሉውን…
እዚ እንነብሮ ዘሎና ዓለም፡ ብርግጽ ገስጋስን ለውጣውን ዓለም እዩ። “ማሕበራዊ ፍትሒ” ድማ ብኣፍ ብዙሓት ሰባት ክዝረብን ክዝንተወሉን ጸኒሑ ኣሎ፡ ግና ፍትሒ፣ ክቡር ባህርን ባህላዊን ክብሪ እዩ። ይኹን እምበር፡ ኣብ ዝተፈላልየ ማሕበራዊ ኮነ ባህላዊ ንጥፈታት ብእንገብሮ ተሳትፎታትን ታርጋታትን መግለጺታትን ድማ ዝተፈላለየ…
ኣብዚ ዝሓለፈ ሳምንታት ብዙሕ ደስ ዘብሉ ጽቡቕ ጽቡቕ ተስፋታት፡ ዜናታትን ብርሁው መጻኢታት ኣብ መንጎ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝረአየሉን ዝስምዓሉን ዘሎ እዋን እዩ። ነዚ ወሳንን ብርሁውን ውሳኔታት ብምውሳን ንለውጥን ንሰላምን ሰባት ክትንስኡ ምዕዛብ ድማ ኣዝዩ ደስ ዘብል እዩ። መራሕቲ ሃገር ኮነ…
ከምዝመስለኒ ዳርጋ ናይ መብዛሕትና ሕቶ እዩ። ሰብ ድሕሪ እታ ዝሞተላ ደቒቕ እንታይ ይኸውን። ዝተፈላለየ መጽናዕትታትን ስታቲስቲካዊ ሓበሬታታት ከምዝገልጽዎ፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሓንቲ ደቒቕ 106 ሰባት ይሞቱ፡ ከባቢ 55,000 ሰባት ድማ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ድማ 4.5…
ኣብ እግሪ መስቀል ምብካይ ሎሚ ዓርቢ ስቕለት ኢልና እንጽውዖ፡ ኣብ ታሪኽ ዓለም እቲ ዘሕዝን መዓልቲ እዩ። ጐይታ እተሰቕለሉ መዓልቲ። ደም እንዳፈሰሰ፡ ካብ ርእሱ ብገጹ እንዳ ሓለፈ። ነቲ ፈጣሪ ኲሉ ዝኾነ ኣኽሊል እሾኽ ምስ ሰለምዎ። ቃላት ቃንዛን ቅዛነን ካብ ኣፍ’ቲ፣ ብቃል…
ቅድሚ እታ እተሰቕለላ መዓልቲ፡ ሓሙስ ምሸት ከምዝነበረት እዩ ዝንገር። ኣብዛ ምሸት’ዚኣ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ትምህርቲ ከምዝመሃረ ኣብ ዮሃንስ ወንጌል ምዕራፋት 13-17 ሰፊሩ ኣሎ። ኣእጋር ደቂ-መዛሙርቱ ብምሕጻብ - ጐይታ ንሱ ባርያ ኮነ (ዮሃ 13፡3-20)፣ ንደቂ መዛሙርቱ ኣብ መኣዲ ጐይታ ኣቀመጦምን…
ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብዛዕባ ሓንቲ ጉልሻ ብምምሳል ክንጽሕፍ ዝጀመርናዮ፣ መቀጸልትኡ እንሆ። እግሪ እታ ጉልሻ ብሰለስተ እንተዘይኮይኑ ብክልተ ኮነ ብሓንቲ ክቀውም ኣይክእልን እዩ። ሰለስቲኤን ኣእጋራ ድማ ሓንቲ ካብ ሓንቲ ብዘይ ሰናነፍ ደልዲለን ደው ክብላ ኣለወን። እታ ሓንቲ እግሪ ጌጋ-ኣልቦነት (inerrancy)…
ድሕረ ባይታ (Overview) - ትንቢት ሃጌ እቲ ነብዪ፡ - ናይ’ዚ ትንቢት’ዚ ነብዪ ሃጌ ባዕሉ እዩ፡ ነቶም ካብ ምርኮ ዝምለሱ ዝነበሩ ብመገዲ ዘሩባብኤል ኣብ እዋን ንጉስ ቂሮስ ናይ ፋርስ ከምዝተነበየሎም ድማ ርዱእ ይገብሮ። ዝተነበየሉ እዋናት ኣብ እዋን ምህናጽ ቤተ-መቅደስ ምዃኑ እዝራ…
ጉልሻ፣ ሓደ ሰለስተ እግሪ ዘለዎ፣ ንመብሰልን ሓዊ መእጎድን እንጥቀመሉ ኣቕሓ እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ መርዓታት መስርሒ ጸብሒ ምእንቲ ክኸውን፡ ኣዝዩ ዓብዪ ሓዊ ንኽእጎድ ሓጋዚ ኣቕሓ እዩ። ግና ጉልሻ፡ ሰለስተ እግሪ ስለዘለዋ፡ ሓንቲ ካብተን ኣእጋራ እንተተሰይራን ሓንኪሳን፣ እታ ጉልሻ ደው ክትብል…
ክትዕን ክርክርን ኣብ ዘለዎ ኩሉ ግዜ ጽቡቕ ኣይኮነን። ግና ሓደ ሓደ እዋን ብግዲ ክትገጥሞን ክትጋፈጦን ዘሎኻ ክርክር ኣሎ። በዚ ምኽንያት ይመስል ጳውሎስ ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ መጽሓፍ ቅዱስና ከም እንረኽቦ፣ ስለ ወንጌል ጥብቕነትን ምምጽራይን ክቀውም እንርእዮ። ኣብ ካልኣይ ጢሞቴዎስ ከምዚ…
ኮታ ኣብ ህይወትና እንገብሮ ዝኽዕነ ዓይነት ዕዮ ምፍላጥ ጽቡቕ እዩ። ነቲ እትዓዮን እትገብሮን ዕዮ ምፍላጥ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ ይገብሮ። ናይ ሎሚ ሓሳበይ ብሕጽር ዝበለ ዛንታ ክጅምሮ። ሓደ እዋን ብሃንደበት ኣብ ሓደ መገዲ፡ ሓንቲ ንእሽተይ ጓል ጎፍ ንጎፍ ምስ ሓንቲ ዓባይ…