ወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ - ጀርመናዊ ጴንጠቆስጣዊ ወንጌላዊ እዩ። ዝያዳ ኩሉ ዝፍለጠሉ ድማ በቲ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ዓለም እናተዘዋወረ...
To make the Wihbet impact.
WIHBET
know God's Word with their mind,
love God fully with their heart,
engage the world with grace and truth
recent
Posts
ንምንታይ ተፈጢርካ/ኪ፧ ናይ ምንባርና ትርኩም እንታይ እዩ፧ ንምንታይ ኢና ተፈጢርናን ዘሎናን ፧ "ክርስቶስ ድማ፡ ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኬቕርበና ኢሉ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ስለቶም ዓመጽቲ ሓንሳእ ስለ ሓጢኣት ሞተ፡ .. ." (1 Peter 3:18) እቲ ዝዓበየ ደስታን ሓጎስን እዚ ጥዑም ዜና - ወንጌል - ምስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ምስ ኡ ምስ ገዛኣ ርእሱ እንገብሮ ሕብረት እዩ። ሓጎስናን ኩሉ ደስታ ባህታ ልብና እዩ፣ ሕብረት ምስ ኣምላኽ። እዚ ሕብረት ተባሂሉ ዘሎ ድማ ኣብታ ሃዋርያ ጴጥሮስ ኣብ ቀዳማይ መልእኽቱ፡ 1ጴት 3፡18 - ናይ ምፍጣርና ዓላማገሊጽዎ ኣሎ። ንምንታይ ኢና ተፈጢርናን ዘሎናን፧ ኣብታ ኣብ ጴጥሮስ ዘላ ጥቕሲ፡ ኣብ ሓደ ሓረግ ከምዚ ኢሉ ኣሎ - "ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኬቕርበና...
ሓራ ክወጽእ ዘፈቱ ሰብ ኮነ ፍጡር የለን። ብዙሕ ግዜ ግና ሓርነትና ብኸመይ ከም ዝመጽእ ዳርጋ ይጠፍኣና እዩ። ሓደን...
the wihbet
Podcasts
editor's
Picks
ጽልዋ ቅዱስ ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ ኣብ ምዕራባዊ ኣተሓሳስባ ቀሊል ኣይኮነን። እዚ ክንብል እንከሎና ድማ፡ ብናይ ክርስትያናዊ ስነ-መለኮታዊ ኣተሓሳስብኡን እምንትኡን እዩ።...
ዝኾነ ሰብ፡ ኣብ ምድሪ ክሳብ ዝነብር ዘሎ፡ ድሌታት ኣለዎ። ናይ ወዲ-ሰብ ውሽጣዊ ሃረርታ ምፍላጡ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ሽሕ እዃ...
". . . ንድያብሎስ ግና ተጻረርዎ እሞ፡ ንሱ ካባኻትኩም ኪሀድም እዩ።" (ያእ 4.7) ዳርጋ ኩልና ንሰይጣን ኣይንፈትዎን ኢና። ግና፡ ብንጹር...
ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527 ሓደ ለበዳ ሕማም መጾም። ብወርሒ ነሓሰ 1527 እዩ፣ ኣብታ ዘገልግለላ ዝነበረት ከተማ ቪተንበርግ፡ ሓደ ለበዳ ሕማም...
Featured
videos
Wihbet media
Popular
እግዚኣብሄር ዝረኣዮ ምርኣይ
ራእይ፡ ዝብል ኣርእስቲ ኣዝዩ ልሙድን እንፈልጦን ኣርእስቲ እዩ። ራእይ ማለት ምርኣይ ማለት እዩ። ኮይኑ ግና ኣንታይ ኢኻ እትርእይ? ምርኣይ ክብሃል እንከሎ ብዙሕ ዓይነት እዩ። ቤት መቅደስ ትርእዮ ግና ኣይትጥምቱን`ውን ይብል እዩ። (ማቴ13፡15)። ስለዚ ራእይ ማለት በዚ ስጋዊ የዒንትኻ እትርእዮ ነገር ኣይኮነን...
Read Moreንምንታይ ኢና ተፈጢርናን ዘሎናን
ንምንታይ ተፈጢርካ/ኪ፧ ናይ ምንባርና ትርኩም እንታይ እዩ፧ ንምንታይ ኢና ተፈጢርናን ዘሎናን ፧ “ክርስቶስ ድማ፡ ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኬቕርበና ኢሉ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ስለቶም ዓመጽቲ ሓንሳእ ስለ ሓጢኣት ሞተ፡ .. .” (1 Peter 3:18) እቲ ዝዓበየ ደስታን ሓጎስን እዚ ጥዑም ዜና – ወንጌል...
Read More