ፖሊካርፕ

ፖሊካርፕ ካብ ቍልዕነቱ ኣትሒዙ ክርስትያን እዩ ነይሩ፣ ይኹን እምበር ሮማውያን ክሳዕ ኣብ ሰማንያ ዓመቱ ዝኸውን  ክቐትልዎ ምስ ደለዩ እዩም። ምኽንያት ምድንጓዩም ብዘየገድስ፡ ኣብቲ ድሕሪ ናይ ሓድሽ ኪዳን ታሪኽ ቤተ ክርስትያን፡ እቲ ናይ መጀመርታ ሰማእት ኰይኑ ተመዝጊቦም ካብ ዘለዉ እዩ። ዘይተማህረ…

Continue Readingፖሊካርፕ

ደድሕሪ ንፋስ ምጒያይ

(ካብ 1 – 14 ለካቲት 2022) እኹል ድቃስ ዘይምርካብን ኣዚኻ ሓይሊ ዘይብልካ ኰንካ ምድኻምን፡ ርእያት ናይ ኣካላዊ ናይ ዘይምጥዓይ ጸገማት እዮም። ደድሕሪ ንፋስ ምጒያይ እዩ። ነዚ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ዝገብሮ ግና፡  እቲ "ብስምዒታዊ ጥዕና" ኣዝዩ ተጎዲኡ እንከሎ ክቅጽል ዝኽእል ምዃኑ እዩ።…

Continue Readingደድሕሪ ንፋስ ምጒያይ

ኣህላኽን ኣድካምን

(ካብ 17 – 30 ጥሪ 2022) ስለምንታይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ሓደ እኳ ኸይሃለኸ ከይደኸም *( ኣህላኽን ኣድካምን ) ደኸመ እንከሎ፡ መዓልቲ ዕረፍቲ ዝፈጥረ ይመስለካ፧ ዝንበብ ክፍሊ መጽሓፍ ቅዱስ፣ - ዘፍጥረት 2: 1-3 ንሕና ሰባት ነቲ ብርእስና ዘምጻእናዮ ውጥረት ዝመልኦ ህይወት ቅድሚ…

Continue Readingኣህላኽን ኣድካምን

መዓልታዊ ጽሙድ ናብራ

(ካብ 10 – 16 ጥሪ 2022) መዓልታዊ ጽሙድ ፣ ኣብ ናይ 24 ሰዓታት ኣን መዓልቲ/ ኣብ ሰሙን ድማ ኣብ ናይ 7 መዓልቲ ናብራና ኣዚና ጽሙዳት ኢና። ነዘን ዝስዕባ ጥቕስታት፡ ኣብዚ ሰሙን ኣንብብ ዘፍ 2:1–3, ኤር 45:1–5, ዘጸ 20:11, 2ሳሚ 7:12,…

Continue Readingመዓልታዊ ጽሙድ ናብራ

ዕረፍቲ ፥ ንዕረፍቲ ዝሰኣነ

መእተዊ (ካብ 3 - 9 ጥሪ 2022) መሸም፡ ዕረፍቲ ፣ ኣብቲ ዕረፍቲ ዘይብሉ እዋን እዩ፡ እቲ ጥቕሙን ረብሕኡን ዝርድኣና። እቲ ሓለቓ እታ ነፋሪት፡ እታ ነፋሪት፡ ካብ ባይታ በረራ ኣዝዩ ብብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ክትሰግር ምዃና ክሳብ ዝገልጽ፣ ምንም ነገር ዘጋጠመ ኣይመስል…

Continue Readingዕረፍቲ ፥ ንዕረፍቲ ዝሰኣነ

ናይ መወዳእታ ድግስ ነፍሲ

እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ነታ እትደልዮን ሃረር እትብሎን ነፍሲ፡ ንሳ ንእተቕርቦ ጸሎትን ምህለላን ከይመለሰ ዕሽሽ ኣይብሎን እዩ። ግና ናይ መወዳእታ ደስታናን ሓጎስናን እንታይ እዩ፧ ናይ መወዳእታ ድግስ ነፍሲ እንታይ እዩ፧ ብመዓልቲ ጸበባ ኣብ ዳሱ ኺሐብኣኒ፣ ኣብ ውሻጠ ድንኳኑ ኪኽውለኒ፣ ኣብ ከውሒ ልዕል…

Continue Readingናይ መወዳእታ ድግስ ነፍሲ

ንምንታይ ኢና ተፈጢርናን ዘሎናን

ንምንታይ ተፈጢርካ/ኪ፧ ናይ ምንባርና ትርኩም እንታይ እዩ፧ ንምንታይ ኢና ተፈጢርናን ዘሎናን ፧ "ክርስቶስ ድማ፡ ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኬቕርበና ኢሉ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ስለቶም ዓመጽቲ ሓንሳእ ስለ ሓጢኣት ሞተ፡ .. ." (1 Peter 3:18) እቲ ዝዓበየ ደስታን ሓጎስን እዚ ጥዑም ዜና -…

Continue Readingንምንታይ ኢና ተፈጢርናን ዘሎናን

ወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ

ወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ - ጀርመናዊ ጴንጠቆስጣዊ ወንጌላዊ እዩ። ዝያዳ ኩሉ ዝፍለጠሉ ድማ በቲ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ዓለም እናተዘዋወረ ዝዝርግሖ ዝነበረ ናይ ወንጌል ወፍርታት ብፍላይ ድማ ኣብ ኣፍሪቃ እዩ ዝፍለጥ። ቦንኪ ካብ 1967 ጀሚሩ ኣብ ኣፍሪቃ ከም ሚስዮናውን ኣገልጋሊ ወንጌል ኮይኑ…

Continue Readingወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ

ሓራ ዘውጽእ ሓይሊ – ይቕሬታ

ሓራ ክወጽእ ዘፈቱ ሰብ ኮነ ፍጡር የለን። ብዙሕ ግዜ ግና ሓርነትና ብኸመይ ከም ዝመጽእ ዳርጋ ይጠፍኣና እዩ። ሓደን ቀንድን መገዲ ሓርነት ድማ ምሕረት ምግባር ወይ ይቕሬታ እዩ። ሓራ ዘውጽእ ሓይሊ - ይቕሬታ ወይ ምሕረት ምግባር ግና እንታይ ይመስል፧ “. .…

Continue Readingሓራ ዘውጽእ ሓይሊ – ይቕሬታ

ዘገርም ጸጋ – “Amazing Grace”

ዘገርም ጸጋ ! ክንደይ ይጥዕም ‘ዚ ድሃይ ዘድሓነ ንሓጥእ ከምዚ ከማይ! እዛ መዝሙር ሰሚዕዋ ዘይፈልጥ፡ ዳርጋ የለን፡ እንተተባህለ፡ ምግናን ኣይኮነን። ኣብ ዝተፈላለየ ፊልምታት፡ ብፍላይ ድማ ምስ ግሊያነት ዝትሓሓዙ ፊልምታትን ሙዚቃታትን እትተኣሳሰር ብምዃና፣ ዜማታታ ከድሂ እንከሎ ርእሱ እንዳነቅነቀ ዘየዘይምን ዘይቃንን ዳርጋ…

Continue Readingዘገርም ጸጋ – “Amazing Grace”

ቅዱስ ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ

ጽልዋ ቅዱስ ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ ኣብ ምዕራባዊ ኣተሓሳስባ ቀሊል ኣይኮነን። እዚ ክንብል እንከሎና ድማ፡ ብናይ ክርስትያናዊ ስነ-መለኮታዊ ኣተሓሳስብኡን እምንትኡን እዩ። ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ፡ ኣዝዩ ጸላዊ፡ ኣብ እምነት ካቶሊክ ኮነ ወንጌላውያን እዩ። ካብዚ ሓሊፉ’ውን ብዘይ ኣመንቲ ክርስትያናት’ውን ኣዝዩ ዓብዩ ታሪኻዊ ፈላስፋን…

Continue Readingቅዱስ ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ

ክልተ ውሽጣዊ ሃረርታና

ዝኾነ ሰብ፡ ኣብ ምድሪ ክሳብ ዝነብር ዘሎ፡ ድሌታት ኣለዎ። ናይ ወዲ-ሰብ ውሽጣዊ ሃረርታ ምፍላጡ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ሽሕ እዃ ከቢድ እንተኮነ፡ እተን ክልተ ውሽጣዊ ሃረርታና ከም ደቂ-ሰባት እንታይ ምዃነን መጽሓፍ ቅዱስ ይምህረና እዩ። እምበኣር፡ እተን ክልተ ውሽጣዊ ሃረርታና እንታይ…

Continue Readingክልተ ውሽጣዊ ሃረርታና