ብጸጋ ኣምላኽ፡ ንሓድሽ ዓመት

ኣቤት ጸጋ ኣምላኽ። ድሮ ድማ ሓድሽ ዓመት ሂቡና ኣሎ እሞ፣ ብጸጋ ኣምላኽ፡ ንሓድሽ ዓመት ከመይ ንሰግሮ፧ ጸጋ እንታይ እዩ፧ ጸጋ ኣምላኽ፡ ባህሪ እግዚኣብሄር ነቲ ዘይግብኦ ሰብ፡ ጽቡቕ ንምግባር ጥራይ ዝድግፍ ኣይኮነን። ጸጋ ግና፡ ናይ ሓቂ ሓይሊ ካብ ኣምላኽ ንምግባር ዘኽእል፣…

Continue Reading ብጸጋ ኣምላኽ፡ ንሓድሽ ዓመት

ስለምንታይ ጐይታ መጺኡ፧

እምብኣርሲ ብሓቂ ንዘርኢ ኣብርሃም ኣልዓሎ እምበር፡ ንመላእኽትስ ኣየልዓሎምን እሞ፡ እቶም ውሉድ ብደምን ስጋን ካብ ዚሐብሩስ፡ ብሞቱ ነቲ ሓይሊ ሞት ኣብ ኢዱ ዝሐዘ ምእንቲ ኺስዕር፡ ንሱውን ድያብሎስ እዩ፡ ነቶም ብፍርሃት ሞት ብዘሎ ዘመኖም ብባርነት ተታሒዞም ዝነበሩ ዅላቶም ሓራ ምእንቲ ኼውጽኦም ኢሉ፡…

Continue Reading ስለምንታይ ጐይታ መጺኡ፧

ንሱ መሲሕ፡ ንኩሎም . . .

የሱስ ብዘመን ንጉስ ሄሮዶስ ኣብ ቤተልሄም ናይ ይሁዳ ምስ ተወለደ፡ እንሆ፡ ሰብ ጥበብ፡ እቲ እተወለደ ንጉስ ኣይሁድ ኣበይ አሎ፧ ኰዀቡ ኣብ ምብራቕ ርኢና እሞ፡ ክንሰግደሉ መጺእና፡ እናበሉ ኻብ ምብራቕ ናብ የሩሳሌም መጹ። ” (ማቴ 2፡1-2) ዘይከም ወንጌል ሉቃስ፣ ወንጌል ማቴዎስ፡…

Continue Reading ንሱ መሲሕ፡ ንኩሎም . . .

ሰላም ኣብ መንጎ ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም

“ምልክት ድማ እዚ ይኹንኩም፡ ኣብ መብልዕ ማል ብዓለባ እተጠቕለለ ሕጻን ደቂሱ ኽተረኽቡ ኢኹም፡ በሎም። ብዙሓት ሰራዊት ሰማይ ድማ ብድንገት ምስቲ መልኣኽ ተጸምቢሮም፥ ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፡ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት፡ እናበሉ ንኣምላኽ ኣመስገኑ።”…

Continue Reading ሰላም ኣብ መንጎ ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም

. . . ነፍሰይ ንእግዚኣብሄር ተዕብዮ

“ማርያም ድማ በለት ነፍሰይ ንእግዚኣብሄር ተዕብዮ፡ መንፈሰይ ከኣ ብኣምላኽ፡ በቲ መድሓንየይ፡ ባህ ይብሎ። ውርደት ባርያኡ ስለ ዝረኣየ፡ እቲ ሓያል ዓብዪ ነገር ገይሩለይ እዩ እሞ፡ ስሙ ቅዱስ እዩ። እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶ ብጽእቲ ኺብሉኒ እዮም። ምሕረቱውን ነቶም ዚፈርህዎ ንውሉድ ወለዶ…

Continue Reading . . . ነፍሰይ ንእግዚኣብሄር ተዕብዮ

… ዋጋ ጐይታ ይበልጽ …

ነቲ ጽቡቕ ግብርና፡ ብፍጹም ኣይሃርፎን፣ ንዝኣተናዮ ቃል ተኣማሚኑ ኣይምሕረናን፣ ንጽባሕ ክጠቕምኒ ይኽእሉ እዮም ኢሉ፡ ነቲ ቑንጣሮ ዓቕምና ቢሂግዎ ኣይፈልጥን እዩ። ግና፣ እቲ ምእንታና እተሓርደ ገንሸል ፋሲካና፡ ክርስቶስ፡ ዝኸፈሎ ዋጋ፣ ዋጋና ዓብዪ እዩ። ኣብ ምድሪ ኮነ ኣብ ሰማይ ዝለዓለ ዋጋ ዘለዎ፣…

Continue Reading … ዋጋ ጐይታ ይበልጽ …

ነፍቕሮ ጐይታ፣ ኣፍቕሩለይ ዝበለና …

ኩሉ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ፍልጠትን ናይ ስነ-መለኮታዊ መጽናዕትታትና፣ ንእግዚኣብሄር ዘሎና ፍቕር ንምሕያልን ንገዛእ ርእስና ድማ ብባህርን ናብራን ዝሓሸ ሰብ ምእንቲ ክገብረና ክኸውን ኣለዎ። ነዚ ነገር ክውን ንምግባሩ ድማ መሰረታዊ ክርስትያናዊ ትምህርቲ ምፍላጥ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ፈጺሙ ዝኣቱ ኣይኮነን። ርትዒ ዘለዎ…

Continue Reading ነፍቕሮ ጐይታ፣ ኣፍቕሩለይ ዝበለና …

ብወንጌል ኣይሓፍርን እየ

ብመሰረት ኣረዳድኣን ብጽሒትን ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ፡ ብዛዕባ ወንጌል፣ ወንጌል ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ብኸምዚ ዝስዕብ ክትንተን ይኽእል እዩ። ብመጀመርታ እግዚኣብሄር ንዓለም ብወዱ ክርስቶስ የሱስ ከድሕና መዲቡ (1ቈረ 2፡7, ሮሜ 16፡25)። እዚ ዓላማ ምድሓኑ ድማ ኣቀዲሙ ቅድሚ ብዙሕ እዋናንት ብነብያቱ ገይሩ ኣፍሊጡን…

Continue Reading ብወንጌል ኣይሓፍርን እየ

ጽንዓትን ሓይልን ጐይታ

መእተዊ “...ብጐይታን ብጽንዓት ሓይሉን በርትዑ።” ብዙሕ ግዜ ክእለት ከለና፣ ብስንኪ ብርታዔ ምስኣን፡ ብዙሕ ነገራት ካብ ኢድና ይወጽእ᎓ ብጸላኢ ድማ ይማረኸና። ቃል ኣምላኽ ምንጪ ብርታዐ ኣማኒ እንታይ ከም ዝኾነ ኣብዚ ክፍሊ ይነግረና። ብርቱዕ እንተ ኾይኑ ኣማኒ ብጐይታ እዩ ዝብርትዕ። ቀዳማይ ንክርስቶስ…

Continue Reading ጽንዓትን ሓይልን ጐይታ

Three Things from Psalm 119:18

From the text out of Psalm 119:18 “Open my eyes, that I may behold wonderful things from your law.” This verse combines prayer and the word, and we need to see how, so that we can combine them this way…

Continue Reading Three Things from Psalm 119:18

ብመገዲ ስጋ ምንባር፣ ብኸመይ፧

እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ስጋን ብመገዲ ስጋን ክንነብር ኣይጸውዓናን። ኣብዛ ክፋል ጽሕፍቲ ድማ ብስጋን ብመገዲ ስጋን ምንባር፣ ኣብ ትውክልትን ደገፍን መንፈስ ቅዱስን ምእማን ክርስቶስ የሱስን ሓዲግና ዝንበር ናብራ ስጋ እተብርህ እያ። ኮይኑ ግና ክርስትያን፣ ብምሏ ምእማንን ክርስቶስን ምድጋፍ መንፈስ ቅዱስን ክነብር…

Continue Reading ብመገዲ ስጋ ምንባር፣ ብኸመይ፧

ናይ ምህላውና ምኽንያት፣ ንምንታይ፧

ክርስቶስ ድማ፡ ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኬቕርበና ኢሉ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ስለቶም ዓመጽቲ ሓንሳእ ስለ ሓጢኣት ሞተ፡ ብስጋ ሞተ፡ ብመንፈስ ግና ህያው ኰነ። 1ጴጥ 3፡18 እቲ ዝበልጸን ኣዝዩ ዝጸበቀን ናይ ጽቡቕ ጽቡቅ፣ መግለጺ ኣልቦ ውህበት ኣምላኽ፡ እቲ ጥዑም ዜና ዝኾነ -…

Continue Reading ናይ ምህላውና ምኽንያት፣ ንምንታይ፧