ፖሊካርፕ

ፖሊካርፕ ካብ ቍልዕነቱ ኣትሒዙ ክርስትያን እዩ ነይሩ፣ ይኹን እምበር ሮማውያን ክሳዕ ኣብ ሰማንያ ዓመቱ ዝኸውን  ክቐትልዎ ምስ ደለዩ እዩም። ምኽንያት ምድንጓዩም ብዘየገድስ፡ ኣብቲ ድሕሪ ናይ ሓድሽ ኪዳን ታሪኽ ቤተ ክርስትያን፡ እቲ ናይ መጀመርታ ሰማእት ኰይኑ ተመዝጊቦም ካብ ዘለዉ እዩ። ዘይተማህረ…

Continue Readingፖሊካርፕ

ወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ

ወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ - ጀርመናዊ ጴንጠቆስጣዊ ወንጌላዊ እዩ። ዝያዳ ኩሉ ዝፍለጠሉ ድማ በቲ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ዓለም እናተዘዋወረ ዝዝርግሖ ዝነበረ ናይ ወንጌል ወፍርታት ብፍላይ ድማ ኣብ ኣፍሪቃ እዩ ዝፍለጥ። ቦንኪ ካብ 1967 ጀሚሩ ኣብ ኣፍሪቃ ከም ሚስዮናውን ኣገልጋሊ ወንጌል ኮይኑ…

Continue Readingወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ

ዘገርም ጸጋ – “Amazing Grace”

ዘገርም ጸጋ ! ክንደይ ይጥዕም ‘ዚ ድሃይ ዘድሓነ ንሓጥእ ከምዚ ከማይ! እዛ መዝሙር ሰሚዕዋ ዘይፈልጥ፡ ዳርጋ የለን፡ እንተተባህለ፡ ምግናን ኣይኮነን። ኣብ ዝተፈላለየ ፊልምታት፡ ብፍላይ ድማ ምስ ግሊያነት ዝትሓሓዙ ፊልምታትን ሙዚቃታትን እትተኣሳሰር ብምዃና፣ ዜማታታ ከድሂ እንከሎ ርእሱ እንዳነቅነቀ ዘየዘይምን ዘይቃንን ዳርጋ…

Continue Readingዘገርም ጸጋ – “Amazing Grace”

ቅዱስ ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ

ጽልዋ ቅዱስ ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ ኣብ ምዕራባዊ ኣተሓሳስባ ቀሊል ኣይኮነን። እዚ ክንብል እንከሎና ድማ፡ ብናይ ክርስትያናዊ ስነ-መለኮታዊ ኣተሓሳስብኡን እምንትኡን እዩ። ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ፡ ኣዝዩ ጸላዊ፡ ኣብ እምነት ካቶሊክ ኮነ ወንጌላውያን እዩ። ካብዚ ሓሊፉ’ውን ብዘይ ኣመንቲ ክርስትያናት’ውን ኣዝዩ ዓብዩ ታሪኻዊ ፈላስፋን…

Continue Readingቅዱስ ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ

ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527

ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527 ሓደ ለበዳ ሕማም መጾም። ብወርሒ ነሓሰ 1527 እዩ፣ ኣብታ ዘገልግለላ ዝነበረት ከተማ ቪተንበርግ፡ ሓደ ለበዳ ሕማም ስለዝተላብዐ እታ ከተማ ኣብ ፍጹም ጸልማት ኣተወት። ነገራት ኩሉ ፍጹም ተዓጽወ። ብዓልቲ-ቤቱ ካትሪና ቮን ቦራ ድማ ነፍሰ-ጾር እያ ዝነበረት። ከምቲ…

Continue Readingሉተርን ቪተንበርግን ብ1527

ጀምስ ሃድሰን ተይለር

"ሰብኣይ ምስ ኮንኩ፡ ሚስዮናዊ ኮይነ ናይ ቻይና ክኸይድን ወንጌል ክሰብኽን እየ።" ብምባል ኩሉ ግዜ ኣብ ኣእዛን ስድርኡ፡ ዝቓጭሎ ህንጥዩነት ካብ ልቡ ኣፍሲሱ ዝነግሮ ዝነበረን እዩ። እዚ ሓሳብን ትልምን ገና ሓደ ሕንጫል ንእሽቶ ቆልዓ እንኮሎ ዝምነዮን ሃረር ዝብሎን ናፍቖት ልቡ እዩ፣…

Continue Readingጀምስ ሃድሰን ተይለር