ሰላም ኣብ መንጎ ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም

“ምልክት ድማ እዚ ይኹንኩም፡ ኣብ መብልዕ ማል ብዓለባ እተጠቕለለ ሕጻን ደቂሱ ኽተረኽቡ ኢኹም፡ በሎም። ብዙሓት ሰራዊት ሰማይ ድማ ብድንገት ምስቲ መልኣኽ ተጸምቢሮም፥ ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፡ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት፡ እናበሉ ንኣምላኽ ኣመስገኑ።”…

Continue Readingሰላም ኣብ መንጎ ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም

. . . ነፍሰይ ንእግዚኣብሄር ተዕብዮ

“ማርያም ድማ በለት ነፍሰይ ንእግዚኣብሄር ተዕብዮ፡ መንፈሰይ ከኣ ብኣምላኽ፡ በቲ መድሓንየይ፡ ባህ ይብሎ። ውርደት ባርያኡ ስለ ዝረኣየ፡ እቲ ሓያል ዓብዪ ነገር ገይሩለይ እዩ እሞ፡ ስሙ ቅዱስ እዩ። እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶ ብጽእቲ ኺብሉኒ እዮም። ምሕረቱውን ነቶም ዚፈርህዎ ንውሉድ ወለዶ…

Continue Reading. . . ነፍሰይ ንእግዚኣብሄር ተዕብዮ

… ዋጋ ጐይታ ይበልጽ …

ነቲ ጽቡቕ ግብርና፡ ብፍጹም ኣይሃርፎን፣ ንዝኣተናዮ ቃል ተኣማሚኑ ኣይምሕረናን፣ ንጽባሕ ክጠቕምኒ ይኽእሉ እዮም ኢሉ፡ ነቲ ቑንጣሮ ዓቕምና ቢሂግዎ ኣይፈልጥን እዩ። ግና፣ እቲ ምእንታና እተሓርደ ገንሸል ፋሲካና፡ ክርስቶስ፡ ዝኸፈሎ ዋጋ፣ ዋጋና ዓብዪ እዩ። ኣብ ምድሪ ኮነ ኣብ ሰማይ ዝለዓለ ዋጋ ዘለዎ፣…

Continue Reading… ዋጋ ጐይታ ይበልጽ …

ነፍቕሮ ጐይታ፣ ኣፍቕሩለይ ዝበለና …

ኩሉ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ፍልጠትን ናይ ስነ-መለኮታዊ መጽናዕትታትና፣ ንእግዚኣብሄር ዘሎና ፍቕር ንምሕያልን ንገዛእ ርእስና ድማ ብባህርን ናብራን ዝሓሸ ሰብ ምእንቲ ክገብረና ክኸውን ኣለዎ። ነዚ ነገር ክውን ንምግባሩ ድማ መሰረታዊ ክርስትያናዊ ትምህርቲ ምፍላጥ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ፈጺሙ ዝኣቱ ኣይኮነን። ርትዒ ዘለዎ…

Continue Readingነፍቕሮ ጐይታ፣ ኣፍቕሩለይ ዝበለና …

ብወንጌል ኣይሓፍርን እየ

ብመሰረት ኣረዳድኣን ብጽሒትን ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ፡ ብዛዕባ ወንጌል፣ ወንጌል ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ብኸምዚ ዝስዕብ ክትንተን ይኽእል እዩ። ብመጀመርታ እግዚኣብሄር ንዓለም ብወዱ ክርስቶስ የሱስ ከድሕና መዲቡ (1ቈረ 2፡7, ሮሜ 16፡25)። እዚ ዓላማ ምድሓኑ ድማ ኣቀዲሙ ቅድሚ ብዙሕ እዋናንት ብነብያቱ ገይሩ ኣፍሊጡን…

Continue Readingብወንጌል ኣይሓፍርን እየ

ጽንዓትን ሓይልን ጐይታ

መእተዊ “...ብጐይታን ብጽንዓት ሓይሉን በርትዑ።” ብዙሕ ግዜ ክእለት ከለና፣ ብስንኪ ብርታዔ ምስኣን፡ ብዙሕ ነገራት ካብ ኢድና ይወጽእ᎓ ብጸላኢ ድማ ይማረኸና። ቃል ኣምላኽ ምንጪ ብርታዐ ኣማኒ እንታይ ከም ዝኾነ ኣብዚ ክፍሊ ይነግረና። ብርቱዕ እንተ ኾይኑ ኣማኒ ብጐይታ እዩ ዝብርትዕ። ቀዳማይ ንክርስቶስ…

Continue Readingጽንዓትን ሓይልን ጐይታ

ብመገዲ ስጋ ምንባር፣ ብኸመይ፧

እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ስጋን ብመገዲ ስጋን ክንነብር ኣይጸውዓናን። ኣብዛ ክፋል ጽሕፍቲ ድማ ብስጋን ብመገዲ ስጋን ምንባር፣ ኣብ ትውክልትን ደገፍን መንፈስ ቅዱስን ምእማን ክርስቶስ የሱስን ሓዲግና ዝንበር ናብራ ስጋ እተብርህ እያ። ኮይኑ ግና ክርስትያን፣ ብምሏ ምእማንን ክርስቶስን ምድጋፍ መንፈስ ቅዱስን ክነብር…

Continue Readingብመገዲ ስጋ ምንባር፣ ብኸመይ፧

ናይ ምህላውና ምኽንያት፣ ንምንታይ፧

ክርስቶስ ድማ፡ ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኬቕርበና ኢሉ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ስለቶም ዓመጽቲ ሓንሳእ ስለ ሓጢኣት ሞተ፡ ብስጋ ሞተ፡ ብመንፈስ ግና ህያው ኰነ። 1ጴጥ 3፡18 እቲ ዝበልጸን ኣዝዩ ዝጸበቀን ናይ ጽቡቕ ጽቡቅ፣ መግለጺ ኣልቦ ውህበት ኣምላኽ፡ እቲ ጥዑም ዜና ዝኾነ -…

Continue Readingናይ ምህላውና ምኽንያት፣ ንምንታይ፧

ግዜ ኣምላኽ፣ ኣበር-ኣልቦ

"ስለዚ ምሕረት ምእንቲ ኽንቕበል፡ ብጊዜ (a well-timed) ጸበባውን ንረዲኤትና ዚኸውን ጸጋ ኽንረክብ፡ ብትብዓት ናብ ዝፋን ጸጋ ንቕረብ።" እብ 4፡16 እዛ ናይ እንግሊዘይና ቃል (a well-timed God) እትብል፣ ኣብ ጽቡቕ ግዜ፣ ኣብ ምዱብ ግዜ፣ ኣበር-ኣልቦ፡ ኣብቲ ዘድሊ ግዜ፣ ኣብቲ ናይ ሓቂ…

Continue Readingግዜ ኣምላኽ፣ ኣበር-ኣልቦ

እግዚኣብሄር፣ ብኸመይ ንኣተሓሳስባና ይቅይሮ፧

ፊሊጲ 3:15–16 ከም መቀጸልታ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ ራብዓይ ክፋል ዝረኣናዮ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ ደረጃታት ህይወት ክርስትና፡ ንሎሚ ድማ ሓሙሻይ ክፋሉ ንቕጽሎ ኣሎና። ናይቲ ዝሓለፈ ራብዓይ ክፋል እንታይ ከም ዝዘተናን ዘጽናዕናን ንምርኣይ ዝኣኽል፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ራብዓይ ክፋል ምንባብ ትኽእሉ። ኣብ መጽሓፍ…

Continue Readingእግዚኣብሄር፣ ብኸመይ ንኣተሓሳስባና ይቅይሮ፧

ደረጃታት ክርስትያናዊ ህይወት

ፊሊጲ 3:15–16 ከም መቀጸልታ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ ሳልሳይ ክፋል ዝረኣናዮ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ ብገለ ነገር ሓሳብና ንበይኑ ወይ ፍሉይ እንተኾነ ዝብሎ፡ ንሎሚ ድማ ራብዓይ ክፋሉ ንቕጽሎ ኣሎና። ናይቲ ዝሓለፈ ሳልሳይ ክፋል እንታይ ከም ዝዘተናን ዘጽናዕናን ንምርኣይ ዝኣኽል፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ሳልሳይ…

Continue Readingደረጃታት ክርስትያናዊ ህይወት