ጽንዓትን ሓይልን ጐይታ
መእተዊ “...ብጐይታን ብጽንዓት ሓይሉን በርትዑ።” ብዙሕ ግዜ ክእለት ከለና፣ ብስንኪ ብርታዔ ምስኣን፡ ብዙሕ ነገራት ካብ ኢድና ይወጽእ᎓ ብጸላኢ ድማ ይማረኸና። ቃል ኣምላኽ ምንጪ ብርታዐ ኣማኒ እንታይ ከም ዝኾነ ኣብዚ ክፍሊ ይነግረና። ብርቱዕ እንተ ኾይኑ ኣማኒ ብጐይታ እዩ ዝብርትዕ። ቀዳማይ ንክርስቶስ…
መእተዊ “...ብጐይታን ብጽንዓት ሓይሉን በርትዑ።” ብዙሕ ግዜ ክእለት ከለና፣ ብስንኪ ብርታዔ ምስኣን፡ ብዙሕ ነገራት ካብ ኢድና ይወጽእ᎓ ብጸላኢ ድማ ይማረኸና። ቃል ኣምላኽ ምንጪ ብርታዐ ኣማኒ እንታይ ከም ዝኾነ ኣብዚ ክፍሊ ይነግረና። ብርቱዕ እንተ ኾይኑ ኣማኒ ብጐይታ እዩ ዝብርትዕ። ቀዳማይ ንክርስቶስ…
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ስጋን ብመገዲ ስጋን ክንነብር ኣይጸውዓናን። ኣብዛ ክፋል ጽሕፍቲ ድማ ብስጋን ብመገዲ ስጋን ምንባር፣ ኣብ ትውክልትን ደገፍን መንፈስ ቅዱስን ምእማን ክርስቶስ የሱስን ሓዲግና ዝንበር ናብራ ስጋ እተብርህ እያ። ኮይኑ ግና ክርስትያን፣ ብምሏ ምእማንን ክርስቶስን ምድጋፍ መንፈስ ቅዱስን ክነብር…
ፊሊጲ 3:15–16 ከም መቀጸልታ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ ራብዓይ ክፋል ዝረኣናዮ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ ደረጃታት ህይወት ክርስትና፡ ንሎሚ ድማ ሓሙሻይ ክፋሉ ንቕጽሎ ኣሎና። ናይቲ ዝሓለፈ ራብዓይ ክፋል እንታይ ከም ዝዘተናን ዘጽናዕናን ንምርኣይ ዝኣኽል፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ራብዓይ ክፋል ምንባብ ትኽእሉ። ኣብ መጽሓፍ…
ፊሊጲ 3:15–16 ከም መቀጸልታ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ ሳልሳይ ክፋል ዝረኣናዮ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ ብገለ ነገር ሓሳብና ንበይኑ ወይ ፍሉይ እንተኾነ ዝብሎ፡ ንሎሚ ድማ ራብዓይ ክፋሉ ንቕጽሎ ኣሎና። ናይቲ ዝሓለፈ ሳልሳይ ክፋል እንታይ ከም ዝዘተናን ዘጽናዕናን ንምርኣይ ዝኣኽል፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ሳልሳይ…
ፊሊጲ 3:15–16 ከም መቀጸልታ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ ካልኣይ ክፋል ዝረኣናዮ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ ሓሳብ ብጹሕ ወይ ፍጹም ሰብ ዝብሎ፡ ንሎሚ ድማ ሳልሳይ ክፋሉ ንቕጽሎ ኣሎና። ናይቲ ዝሓለፈ ካልኣይ ክፋል እንታይ ከም ዝዘተናን ዘጽናዕናን ንምርኣይ ዝኣኽል፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ካልኣይ ክፋል ምንባብ…
ፊሊጲ 3:15–16 ከም መቀጸልታ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ዝረኣናዮ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ ብጹሕ ወይ ፍጹም ሰብ ዝብሎ፡ ንሎሚ ድማ ካልኣይ ክፋሉ ንቕጽሎ ኣሎና። ናይቲ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል እንታይ ከም ዝዘተናን ዘጽናዕናን ንምርኣይ ዝኣኽል፡ ኣብዚ ብምጥዋቕ ቀዳማይ ክፋል ምንባብ ትኽእሉ።…
ፊሊጲ 3:15–16 ቀንዲ ዓላማ ናይዚ ንኣሽቱ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፣ ከም ክርስትያናት፡ ንሕና ባዕላትና ብገዛእ ርእስና መጽሓፍ ቅዱስና ንምጽናዕ እዩ። ነፍሲ-ወከፍ ድማ ነቲ ምሉእ ምኽሪ ኣምላኽ ብምርዳእ፡ ናብ ምሉእ ብጽሕና ንምብጻሕን ንምዕጣቅን እዩ። ካብ ሎሚ ጀሚርና ንተኸታተልቲ ክፋላት ብዛዕባ ብጽሕና ወይ…
ዳዊት ከም ልቢ ኣምላኽ ምንባሩ ዝፍለጥ እዩ። ግና ስለምንታይ እዩ ከም ልቢ ኣምላኽ ነይሩ። ሎሚ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣብ እንዘራረበሉ ዝነበርና እዋን ንሓደ ሓው እዛ ዝገበርካያ ጌጋ እያ ብምባል ብርክት ዝበሉ ሰባት ሓሳብ ሃብዎ እሞ እዚ ሓው ግና ነታ ጌጋ…
ድሕረ ባይታ (Overview) - ትንቢት ሃጌ እቲ ነብዪ፡ - ናይ’ዚ ትንቢት’ዚ ነብዪ ሃጌ ባዕሉ እዩ፡ ነቶም ካብ ምርኮ ዝምለሱ ዝነበሩ ብመገዲ ዘሩባብኤል ኣብ እዋን ንጉስ ቂሮስ ናይ ፋርስ ከምዝተነበየሎም ድማ ርዱእ ይገብሮ። ዝተነበየሉ እዋናት ኣብ እዋን ምህናጽ ቤተ-መቅደስ ምዃኑ እዝራ…
ጸሓፊ ብመሰረት 1ጴጥ 1፡1፡ ጸሓፊኡ ባዕሉ ሃዋርያ ጴጥሮስ ምዃኑ ኣብቲ ሰላምታ ይነግረና። ኣብ ሓፈሻዊ ትሕዝቶ እዚ መልእኽቲ ድማ ጸሓፊኡ ባዕሉ ጴጥሮስ ምዃኑ ብዙሕ ጭብጥታት ኣሎ። ከም ኣብነት ኣብ 1ጴጥ 5፡1 ከም ዝጠቀሶ “. . . ብስቓይ ክርስቶስ ድማ መስካሪ፡. .…
ቅድሚ ብዛዕባ ቅድስና ምዝራብና፡ ቅድስናን ጽድቅን ንፈላልዮ። ጽድቂ - ብምእማን የሱስ ክርስቶስ፡ ኣምላኽ ንደቂ ሰባት ዝህቦም ነጻ ውህበት እዩ። ጽድቂ ዕዮ ኣምላኽ እዩ። ካብ ወቐሳ ሓጢኣት ንደቂ ሰባት ሓርነት ምውጻእ እዩ። ቅድስና - ዕዮ ኣምላኽ፡ ካብ ሓይሊ ሓጢኣት ሓራ ምውጻእ…
ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ዝተጠቕሱ ብዙሓት ናይ እምነት ኣቦታት ዝዀኑ ጀጋኑ ተጠቒሶም ኣለዉ። እዞም ሰባት ብፍርሓት ኣምላኽ መሊኦም ኣብ እምነት ጸኒዖም ብሕጋግቱ ተመሪሖም ንፍቓዱ ነቢሮም ንኽብሩ ደው ኢሎም ብመከራ ተፈቲኖም ነቲ ዝተጸውዕሉ ኣብ ፍጻሜ ኣብ ጺሖም ኣብ ፍቕሩ ጢሒሎም ኣብ ግዜ…