ትንቢት ሃጌ

ድሕረ ባይታ (Overview) - ትንቢት ሃጌ እቲ ነብዪ፡ - ናይ’ዚ ትንቢት’ዚ ነብዪ ሃጌ ባዕሉ እዩ፡ ነቶም ካብ ምርኮ ዝምለሱ ዝነበሩ ብመገዲ ዘሩባብኤል ኣብ እዋን ንጉስ ቂሮስ ናይ ፋርስ ከምዝተነበየሎም ድማ ርዱእ ይገብሮ። ዝተነበየሉ እዋናት ኣብ እዋን ምህናጽ ቤተ-መቅደስ ምዃኑ እዝራ…

Continue Readingትንቢት ሃጌ

1 ጴጥሮስ – ጥቕሉል ሓሳብ

ጸሓፊ ብመሰረት 1ጴጥ 1፡1፡ ጸሓፊኡ ባዕሉ ሃዋርያ ጴጥሮስ ምዃኑ ኣብቲ ሰላምታ ይነግረና። ኣብ ሓፈሻዊ ትሕዝቶ እዚ መልእኽቲ ድማ ጸሓፊኡ ባዕሉ ጴጥሮስ ምዃኑ ብዙሕ ጭብጥታት ኣሎ። ከም ኣብነት ኣብ 1ጴጥ 5፡1 ከም ዝጠቀሶ “. . . ብስቓይ ክርስቶስ ድማ መስካሪ፡. .…

Continue Reading1 ጴጥሮስ – ጥቕሉል ሓሳብ

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ቅድስና

ቅድሚ ብዛዕባ ቅድስና ምዝራብና፡ ቅድስናን ጽድቅን ንፈላልዮ። ጽድቂ - ብምእማን የሱስ ክርስቶስ፡ ኣምላኽ ንደቂ ሰባት ዝህቦም ነጻ ውህበት እዩ። ጽድቂ ዕዮ ኣምላኽ እዩ። ካብ ወቐሳ ሓጢኣት ንደቂ ሰባት ሓርነት ምውጻእ እዩ። ቅድስና - ዕዮ ኣምላኽ፡ ካብ ሓይሊ ሓጢኣት ሓራ ምውጻእ…

Continue Readingመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ቅድስና

ማርዶካይ

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ዝተጠቕሱ ብዙሓት ናይ እምነት ኣቦታት ዝዀኑ ጀጋኑ ተጠቒሶም ኣለዉ። እዞም ሰባት ብፍርሓት ኣምላኽ መሊኦም ኣብ እምነት ጸኒዖም ብሕጋግቱ ተመሪሖም ንፍቓዱ ነቢሮም ንኽብሩ ደው ኢሎም ብመከራ ተፈቲኖም ነቲ ዝተጸውዕሉ ኣብ ፍጻሜ ኣብ ጺሖም ኣብ ፍቕሩ ጢሒሎም  ኣብ ግዜ…

Continue Readingማርዶካይ

ንእምነቱ ዋጋ ዝኸፍል ሰብኣይ – ማርዶካይ

3ይ ናይ መወዳእታን ክፋል ማርዶካይ ኣብ ዓዲ ጓና ኣብ ማእከል እቶም ንኣምላኽ ዘይፈልጡን ክብሪ ዘይህቡን፡ እሞ ኸኣ ጣኦታትን ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ዘምልኹ ህዝብን እዩ ዝነብር ኔሩ። ኣብቲ መንፈሳዊ ምንቕቓሕ ዘለዎ ሕጊ ኣምላኽ ድማ ከም ዝግባእ ዝገዝኣሉ ስፍራ፡ ንኣምላኽ ምምላኽ እምብዛ…

Continue Readingንእምነቱ ዋጋ ዝኸፍል ሰብኣይ – ማርዶካይ

ውዲት ጸላኢ ዘቃለዐ ሰብኣይ – ማርዶካይ

2ይ ክፋል ካብቲ ዝሓለፈ ክፋል ከምዝረኣናዮ፡ ማለት ማርዶካይ ናይ ዓላማን ራእይን ሰብ፡ ሕጂ ድማ ቀጺልና ማርዶካይ ሰብኣይ ዓላማ ዀይኑ ንምድሓን ህዝብ ጥራይ ዘይኰነ፡ ነቲ ማሪኹ ዝወሰዶም ንጉስ ከይተረፈ እዩ ካብ ኢድ ጸላኢ ኣድሒንዎ። "በተን መዓልትታት እቲኤን ከአ ማርዶካይ ኣብ ደገ…

Continue Readingውዲት ጸላኢ ዘቃለዐ ሰብኣይ – ማርዶካይ

ብዕላማ ዝነብር ሰብ – ማርዶካይ

1ይ ክፋል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ዝተጠቕሱ ብዙሓት ናይ እምነት ኣቦታት ዝዀኑ ጀጋኑ ተጠቒሶም ኣለዉ። እዞም ሰባት ብፍርሓት ኣምላኽ መሊኦም ኣብ እምነት ጸኒዖም ብሕጋግቱ ተመሪሖም ንፍቓዱ ነቢሮም ንኽብሩ ደው ኢሎም ብመከራ ተፈቲኖም ነቲ ዝተጸውዕሉ ኣብ ፍጻሜ ኣብ ጺሖም ኣብ ፍቕሩ ጢሒሎም…

Continue Readingብዕላማ ዝነብር ሰብ – ማርዶካይ

መላእኽቲ 4

እንታይ ይምህረና መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መላአኽቲ ብቢንያም ዮሃንስ (ራብዓይ ክፋል) 7.ሞት መላአኽቲ ብዛዕባ መለኣኽቲ ይሞቱ ዶ? እንተልኻ ልኽዕ ከምቲ ናይ ወዲ ሰብ ይውለድ፡ ይዕቢ፡ ይመውት፡ አብ ሰራዊት ሰማይ (መለኣኽቲ )ግና ፍሉይ ዝገብሮ ከምኡ ኣይኾንን ምክንያቱ ሉቃስ 20፥35-36 "እቶም ነታ ዓለም…

Continue Readingመላእኽቲ 4

መላእኽቲ 3

እንታይ ይምህረና መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መላአኽቲ ብቢንያም ዮሃንስ (ሳልሳይ ክፋል) 5.መንነትን ሓይልን ጥበብን ካብ ኣምላኽ ካብቲ ሓያል ዝኾነን ዝመጸን ዝወጽን ከመይ ከም ዝኾነ ዘይማትእ ሓቂ እዩ። ስለዝኾነ ድማ መላአኽቲ ናቶም ዝኾነ ውህበት አለዎም። መ.ዳዊት 103፥20 "ኣቱም መላአኽቲ ንድምጺ ቃሉ እትእዘዙ ንቃሉ…

Continue Readingመላእኽቲ 3

መላእኽቲ 2

እንታይ ይምህረና መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መልአኽቲ ብቢንያም ዮሃንስ (ካልእይ ክፋል) 4. ትርኢት (appearance) መልአኽቲ እግዚኣብሄር ኣብ ፍጥረቱ ጎደሎ ወይ ዘይተመልአ ዝብሃል የብሉን። ሰለ ዝኾነ ድማ እግዚኣብሄር ፍጽምን መንክርን ተባሂሉ ይነበር ንዘልአለም ድማ ኽነበር እዩ። ስለ'ዚ የሱስ ከምዚ ኢሉ ሉቃስ 24፥39 ".......ከምዚ…

Continue Readingመላእኽቲ 2

መላእኽቲ

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና - ብዛዕባ መልኣኽቲ ብቢንያም ዮሃንስ (ቀዳማይ ክፋል) 1. ትርጉም መላእኽቲ Greek (ብግሪክ) - ኣግጋሎስ (aggelos) Hebrew (ኢብራይስጥ) - ማል'ኽ (mal'ak) English (እንግሊዝ) - ኤንጅል (angel) ብትግርኛ መልኣኽ፡- ተፈታዊ፡ ምጩው፡ ጽቡቕ፡ የዋህ፡ ገርሂ.....ወዘተ። ብሰለስቲኡ እንተ ርእናዮ ዝተፈላለየ ፊደልን…

Continue Readingመላእኽቲ

ካህን ኤሊ- ካበይ ናበይ

ካህናት ኣምላኽ ከም ምዃንና መጠን፣ ግብሪ ክህንነት ክንሰርሕን ከነስተውዕልን ዝተጸዋዕና ኢና፣ ክህንነት መንፈሳዊ ናይ ዕርቒ ስራሕ እዩ። ካህን ድምጺ ኣምላኽ ብምስማዕ ንህዝቢ ይመርሕን ይዓርቕን፣ ሓደ ሓደ እዋን ግና እቲ መሰረታዊ ናይ ክህንነት ስራሕ ምስ እንስሕቶ ከም ሓደ ሕማቕ ኣብነት ኣብ…

Continue Readingካህን ኤሊ- ካበይ ናበይ