ትምህርቲ ንሓደስቲ
መላለዪ ትምህርቲ ድሕነት እብራውያን 5፡11-13፤ “ብዛዕባኡ ብዙሕ እንብሎ ነይሩናስ፡ ንምስማዕ ድንዙዛት ስለ ዝዀንኩም፡ ትርጕሙ ጭንቂ እዩ። ከም ምንዋሕ ዘመኑስ መምህራን ክትኰኑ እኳ ምተገብኣኩም ነይሩ፡ ነቲ ናይ መጀመርታ ትምህርቲ ቘልዑ ናይ ቃል ኣምላኽ ከም ብሓድሽ ኪምህርኹም የድልየኩም ኣሎ እሞ ጸባ ደኣ…
Continue Reading

ክርስቶስ ተንስኣ እሙታን በኣብይ ሃይል ወስለጣን ኣሰሮ ለሰይጣን ወ ኣግኣዞ ለኣዳም ሰላም እምእዝየሰ ኮነ ፍስሓ ወሰላም ብርግጽ ሓይሊ ሞት ተሳዕረ . . . ነዚ ነገር ክብሃል እንከሎ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ኣእምሮይ ቅጅል ዝብለኒ ነገር፡ ወጋሕታ ተንሲእና ምስ ወለደይ ናብ እንዳ…