ንእምነቱ ዋጋ ዝኸፍል ሰብኣይ – ማርዶካይ

3ይ ናይ መወዳእታን ክፋል ማርዶካይ ኣብ ዓዲ ጓና ኣብ ማእከል እቶም ንኣምላኽ ዘይፈልጡን ክብሪ ዘይህቡን፡ እሞ ኸኣ ጣኦታትን ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ዘምልኹ ህዝብን እዩ ዝነብር ኔሩ። ኣብቲ መንፈሳዊ ምንቕቓሕ ዘለዎ ሕጊ ኣምላኽ ድማ ከም ዝግባእ ዝገዝኣሉ ስፍራ፡ ንኣምላኽ ምምላኽ እምብዛ…

Continue Readingንእምነቱ ዋጋ ዝኸፍል ሰብኣይ – ማርዶካይ

ውዲት ጸላኢ ዘቃለዐ ሰብኣይ – ማርዶካይ

2ይ ክፋል ካብቲ ዝሓለፈ ክፋል ከምዝረኣናዮ፡ ማለት ማርዶካይ ናይ ዓላማን ራእይን ሰብ፡ ሕጂ ድማ ቀጺልና ማርዶካይ ሰብኣይ ዓላማ ዀይኑ ንምድሓን ህዝብ ጥራይ ዘይኰነ፡ ነቲ ማሪኹ ዝወሰዶም ንጉስ ከይተረፈ እዩ ካብ ኢድ ጸላኢ ኣድሒንዎ። "በተን መዓልትታት እቲኤን ከአ ማርዶካይ ኣብ ደገ…

Continue Readingውዲት ጸላኢ ዘቃለዐ ሰብኣይ – ማርዶካይ

ብዕላማ ዝነብር ሰብ – ማርዶካይ

1ይ ክፋል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ዝተጠቕሱ ብዙሓት ናይ እምነት ኣቦታት ዝዀኑ ጀጋኑ ተጠቒሶም ኣለዉ። እዞም ሰባት ብፍርሓት ኣምላኽ መሊኦም ኣብ እምነት ጸኒዖም ብሕጋግቱ ተመሪሖም ንፍቓዱ ነቢሮም ንኽብሩ ደው ኢሎም ብመከራ ተፈቲኖም ነቲ ዝተጸውዕሉ ኣብ ፍጻሜ ኣብ ጺሖም ኣብ ፍቕሩ ጢሒሎም…

Continue Readingብዕላማ ዝነብር ሰብ – ማርዶካይ

ናብ ሰናይ ልገቡ!

“ሰናይ” ዝብሃል ዘሎ እንታይ ማለት ኮን ይኸውን? እቲ ምልጋብ ዝብሃል ዘሎ’ኸ? እዚ ኣልዒልናዮ ዘሎና ኣርእስቲ፡ ፍልጠት ጥራይ ከይከውን ምእንቲ፡ ኣብ ህይወትና ተግባራዊ ብዝኾነ መንገዲ እስኪ፡ ግብራዊ ትምህርቲ ንግበሮ። ኣብዚ ዘሎኹምዋ ቦታን ሰዓትን ክትገብርዎ እትኽሉ ሰናይ እንታይ ከምዘሎ ሕሰቡ እሞ፡ ግበርዎ…

Continue Readingናብ ሰናይ ልገቡ!

መላእኽቲ 4

እንታይ ይምህረና መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መላአኽቲ ብቢንያም ዮሃንስ (ራብዓይ ክፋል) 7.ሞት መላአኽቲ ብዛዕባ መለኣኽቲ ይሞቱ ዶ? እንተልኻ ልኽዕ ከምቲ ናይ ወዲ ሰብ ይውለድ፡ ይዕቢ፡ ይመውት፡ አብ ሰራዊት ሰማይ (መለኣኽቲ )ግና ፍሉይ ዝገብሮ ከምኡ ኣይኾንን ምክንያቱ ሉቃስ 20፥35-36 "እቶም ነታ ዓለም…

Continue Readingመላእኽቲ 4

መላእኽቲ 3

እንታይ ይምህረና መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መላአኽቲ ብቢንያም ዮሃንስ (ሳልሳይ ክፋል) 5.መንነትን ሓይልን ጥበብን ካብ ኣምላኽ ካብቲ ሓያል ዝኾነን ዝመጸን ዝወጽን ከመይ ከም ዝኾነ ዘይማትእ ሓቂ እዩ። ስለዝኾነ ድማ መላአኽቲ ናቶም ዝኾነ ውህበት አለዎም። መ.ዳዊት 103፥20 "ኣቱም መላአኽቲ ንድምጺ ቃሉ እትእዘዙ ንቃሉ…

Continue Readingመላእኽቲ 3

መላእኽቲ 2

እንታይ ይምህረና መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መልአኽቲ ብቢንያም ዮሃንስ (ካልእይ ክፋል) 4. ትርኢት (appearance) መልአኽቲ እግዚኣብሄር ኣብ ፍጥረቱ ጎደሎ ወይ ዘይተመልአ ዝብሃል የብሉን። ሰለ ዝኾነ ድማ እግዚኣብሄር ፍጽምን መንክርን ተባሂሉ ይነበር ንዘልአለም ድማ ኽነበር እዩ። ስለ'ዚ የሱስ ከምዚ ኢሉ ሉቃስ 24፥39 ".......ከምዚ…

Continue Readingመላእኽቲ 2

መላእኽቲ

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይምህረና - ብዛዕባ መልኣኽቲ ብቢንያም ዮሃንስ (ቀዳማይ ክፋል) 1. ትርጉም መላእኽቲ Greek (ብግሪክ) - ኣግጋሎስ (aggelos) Hebrew (ኢብራይስጥ) - ማል'ኽ (mal'ak) English (እንግሊዝ) - ኤንጅል (angel) ብትግርኛ መልኣኽ፡- ተፈታዊ፡ ምጩው፡ ጽቡቕ፡ የዋህ፡ ገርሂ.....ወዘተ። ብሰለስቲኡ እንተ ርእናዮ ዝተፈላለየ ፊደልን…

Continue Readingመላእኽቲ

ክርስትያንን ፖለቲካን

ክርስትያን ኣማንን ፖለቲካዊ ተሳታፍነትን ሓደ ክርስትያን ኣማኒ ፖለቲካዊ ተሳትፎ ኪህልዎ ይኽእልዶ? ሰዓቢ ክርስቶስ ኴንካ ፖለቲካዊ ሞያ ኪህልወካ ይኽእልዶ? ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካዊ ሓደው ማሕበራዊ ንጥፈታት (ኣክቲቪዝም) ኪዋስኡ ይኽእሉዶ? ወዘተ ዚብል ሕቶታት በብጊዜኡ ኣብቶም ወንጌላውያን ከምኡውን ካልኦት ክርስትያናት ኣሕዋት ዚለዓልን ዜከራኽርን ሕቶታት…

Continue Readingክርስትያንን ፖለቲካን

ጸሎት

“ኰነ ድማ፡ ኣብ ሓንቲ ስፍራ ኺጽሊ ጸኒሑ፡ ምስ ወድኤ፡ ሓደ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ፥ ጐይታይ፡ ከምቲ ዮሃንስ ንደቀ መዛሙርቱ ዝመሃሮም፡ ምጽላይ ምሃረና፡ በሎ።” ሉቃ 11:1 I. መእተዊ A.   ኣብ መጽሓፍ ቕዱስ ልዕሊ 650 ጸሎታት ኣለዉ B.   ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ጸሎት ብከምዚ…

Continue Readingጸሎት

ካህን ኤሊ- ካበይ ናበይ

ካህናት ኣምላኽ ከም ምዃንና መጠን፣ ግብሪ ክህንነት ክንሰርሕን ከነስተውዕልን ዝተጸዋዕና ኢና፣ ክህንነት መንፈሳዊ ናይ ዕርቒ ስራሕ እዩ። ካህን ድምጺ ኣምላኽ ብምስማዕ ንህዝቢ ይመርሕን ይዓርቕን፣ ሓደ ሓደ እዋን ግና እቲ መሰረታዊ ናይ ክህንነት ስራሕ ምስ እንስሕቶ ከም ሓደ ሕማቕ ኣብነት ኣብ…

Continue Readingካህን ኤሊ- ካበይ ናበይ

እግዚኣብሄር ዝረኣዮ ምርኣይ

ራእይ፡ ዝብል ኣርእስቲ ኣዝዩ ልሙድን እንፈልጦን ኣርእስቲ እዩ። ራእይ ማለት ምርኣይ ማለት እዩ። ኮይኑ ግና ኣንታይ ኢኻ እትርእይ? ምርኣይ ክብሃል እንከሎ ብዙሕ ዓይነት እዩ። ቤት መቅደስ ትርእዮ ግና ኣይትጥምቱን`ውን ይብል እዩ። (ማቴ13፡15)። ስለዚ ራእይ ማለት በዚ ስጋዊ የዒንትኻ እትርእዮ ነገር…

Continue Readingእግዚኣብሄር ዝረኣዮ ምርኣይ