ነዛ ዘመን ፍለጥዋ

መጽሓፍ ቅዱስ ነዛ ዘመን ፍለጥዋ ይብለና፣ ግርርርርርርም ዝብል ኮይኑ ድማ ረኺበዩ። ምኽንያቱ፡ ካብዛ ጥቕሲ ዝተላዕለ ብዙሕ ሕቶታት ቅጅል ቅጅል ስለ ዝበሉኒ እዩ። “ምድሓን ካብቲ ዝኣመንናሉ ጊዜስ ሕጂ ኣዝዩ ናባና ቐሪቡ ኣሎ እሞ፡ ሕጂ ኻብ ድቃስ እትባራበሩሉ ጊዜ ኸም ዝበጽሔ፡ ነዛ…

Continue Readingነዛ ዘመን ፍለጥዋ

1 ጴጥሮስ – ጥቕሉል ሓሳብ

ጸሓፊ ብመሰረት 1ጴጥ 1፡1፡ ጸሓፊኡ ባዕሉ ሃዋርያ ጴጥሮስ ምዃኑ ኣብቲ ሰላምታ ይነግረና። ኣብ ሓፈሻዊ ትሕዝቶ እዚ መልእኽቲ ድማ ጸሓፊኡ ባዕሉ ጴጥሮስ ምዃኑ ብዙሕ ጭብጥታት ኣሎ። ከም ኣብነት ኣብ 1ጴጥ 5፡1 ከም ዝጠቀሶ “. . . ብስቓይ ክርስቶስ ድማ መስካሪ፡. .…

Continue Reading1 ጴጥሮስ – ጥቕሉል ሓሳብ

ሓድሽ መዓልቲ

“ርሑስ ሓድሽ ዓመት!” “ኣሕቢሩ! ርሑስ ሓድሽ ዓመት!” ናይ ነፍሲ ወከፍና ናይ ሓድሽ ዓመት ናይ ጽቡቕ ድሌትን ምንዮትን ተስፋን ልውውጥ እዩ። ኣዝዩ ኣገዳስን ጽቡቕ ድማ እዩ። ዓመት መጸ ድማ እታ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ትብል ቃል፡ ኣዕዚዘን ኣጸቢቀን እንክሓስብ እንትቅስበኒ ሓሳብ እያ።…

Continue Readingሓድሽ መዓልቲ

ድሕሪ ሞትሲ . . .

ህይወት ሰብ ኩሉ ከም ዕንባብ ዝበርስን ዝቕምስልን እዩ፡ ሓጺር ዕድመ ኩሉ ድማ ሓላፊ እዩ - ንብረት፡ ገንዘብ፡ መኪና፡ ገዛ፡ ውሉድ፡ ሰብኣይ፡ ሰበይቲ፡ . . . ኮታ ኩሉ ነገር ንሓጺር እዋን ጥራይ እዩ፡፡ ኣብ መጽሓፍ እዮብ ከምዚ ይብለና፡ «ሰብ፡ ውሉድ ሰበይቲ፡…

Continue Readingድሕሪ ሞትሲ . . .

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ቅድስና

ቅድሚ ብዛዕባ ቅድስና ምዝራብና፡ ቅድስናን ጽድቅን ንፈላልዮ። ጽድቂ - ብምእማን የሱስ ክርስቶስ፡ ኣምላኽ ንደቂ ሰባት ዝህቦም ነጻ ውህበት እዩ። ጽድቂ ዕዮ ኣምላኽ እዩ። ካብ ወቐሳ ሓጢኣት ንደቂ ሰባት ሓርነት ምውጻእ እዩ። ቅድስና - ዕዮ ኣምላኽ፡ ካብ ሓይሊ ሓጢኣት ሓራ ምውጻእ…

Continue Readingመጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ቅድስና

አረ ሓቂ ክንዛረብ

ሓደ ሓደ እዋን እንክሓስብ ምንጪ ኩሉ መግደራናን ጭንቕናን፡ ሓቂ ብምንጻግና ኮይኑ ይስመዓኒ። ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ሰለስተ መማህርተይ (ኖርወጃውያን) ብዛዕባ ትምህርቲ ኣብ እንዘረረበሉ ዝነበርና እዋን፡ ሃንደበት ብዝመስል ስለ ሓቂ ዘረባ ጀመርና እሞ፡ ሓቂ ዝብሃል ከምዘየለ ከእምኑኒ ድማ ብዙሕ ተከራኸሩኒ። በዚ…

Continue Readingአረ ሓቂ ክንዛረብ

ተቀባልነት’ዶ ትደሊ ትህሉ፧

5ይ ክፋል ብተቐባልነት ዝድረኽ ህይወት ሰባት ብመጉዳእቲ ወይ ድማ ብተነጽሎ ኣብ ገለ እዋን ህይወትና ከምዝሓለፍናን ከምዝገጠመናን ካብ ሓቂ ዝርሓቐ ኣይመስለንን። ንገለ ገሌና፡ እቲ መጉዳእቲ ካብቶም ኣዚና እንፈትዎምን እነፍቕሮምን ሰባት ክኸውን ይኽእል እዩ፡ ንገሌና ድማ ካብ ካልኦት። ናይ ገዛእ-ርእሰይ ዝኾነ ፈጺመ…

Continue Readingተቀባልነት’ዶ ትደሊ ትህሉ፧

ብነገራውነት’ዶ ትድረኽ ትህሉ፧

4ይ ክፋል ብነገራውነት  (materialism) ዝድረኽ ህይወት ሰባት እንነብረሉ ዘሎና ዘመን፡ ዘመነ ምዕባለ ተሓሊፉ ኣብ ዘመነ ክንዮ-ምዕባለ (post modernism) ኢና ዘሎና። ነዚ ዘሎናዮ ዘመን ዝገልጽ ብዙሕ ነገራትን ክውንነት እዃን እንተሃለው፡ ኣነ ግን ብሓደ ነገር ክገልጾ ፈትየ ኣለኹ፡ ንሱ ድማ ዘመነ-ንዋታውነት ወይ ዘመነ-ነገራውነት…

Continue Readingብነገራውነት’ዶ ትድረኽ ትህሉ፧

ፍርሂ ዝደረኾ ህይወት

3ይ ክፋል ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ክፋላት ዝተፈላለዩ ጠንቂ ድሪኺት ሰባት ርኢና ኣሎና። ንሎሚ ድማ ብፍርሂ ዝድረኽ ህይወት ሰብ፡ ወይ ሰባት ነቲ ዝገብርዎ ነገራት ስለምንታይ ብፍርሂ ተደሪኾም ከም ዝገብርዎ ክንርኢ ኢና። ብመጀመርታ ግን ፍርሂ እንታይ እዩ፧ ካብ ምንታይ ኢና እንፈርህ፧ ስለምንታይ…

Continue Readingፍርሂ ዝደረኾ ህይወት

ቕርሕንትን ሓርቆትን ዝደረኾ ህይወት

2ይ ክፋል 2. ብክቱር ቕርሕንትን ሓርቆትን (ናይ ውሽጢ ቁጥዓን) ዝድረኽ ህይወት ሰባት እዞም ብክቱር ቕርሕንቲ - ማለት ሓደ ነገር ምስ ኣኾረየካ ንነዊሕ እዋን ምስሓዝካዮ ናብ ቕርሕንቲ ይቕየር።  ቕርሕንቲ ድማ ኣብ ኩነታትን ኣብ ሰባትን ንዘሎካ ኣረኣእያ ይቅልሶ፡ ማለት ነገራት ብኣወንታ ካብ…

Continue Readingቕርሕንትን ሓርቆትን ዝደረኾ ህይወት

ስለምንታይ ነቲ ትገብሮ፡ እትገብሮ ዘሎኻ፧

1ይ ክፋል እንታይ እዩ ድሪኺት ናይ ህይወትና፧ ናይ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ህይወት ብገለ ነገር ዝድረኽን ዝድፋእ ወይ’ውን ዝዝወር እዩ። መብዛሕትኡ መዝገበ ቃላት ነታ ድራይቭ (drive) እትብል ናይ እንግሊዘይና ቃል ብከምዚ ዝስዕብ ቃላት ተቶርጒማ ንረኽባ - ምቑጽጻር፡ ምዝዋር፡ ምምራሕ፡ ምኽብካብ ወይ…

Continue Readingስለምንታይ ነቲ ትገብሮ፡ እትገብሮ ዘሎኻ፧

ማርዶካይ

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና ዝተጠቕሱ ብዙሓት ናይ እምነት ኣቦታት ዝዀኑ ጀጋኑ ተጠቒሶም ኣለዉ። እዞም ሰባት ብፍርሓት ኣምላኽ መሊኦም ኣብ እምነት ጸኒዖም ብሕጋግቱ ተመሪሖም ንፍቓዱ ነቢሮም ንኽብሩ ደው ኢሎም ብመከራ ተፈቲኖም ነቲ ዝተጸውዕሉ ኣብ ፍጻሜ ኣብ ጺሖም ኣብ ፍቕሩ ጢሒሎም  ኣብ ግዜ…

Continue Readingማርዶካይ