ናይ መወዳእታ ድግስ ነፍሲ
እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ነታ እትደልዮን ሃረር እትብሎን ነፍሲ፡ ንሳ ንእተቕርቦ ጸሎትን ምህለላን ከይመለሰ ዕሽሽ ኣይብሎን እዩ። ግና ናይ መወዳእታ ደስታናን ሓጎስናን እንታይ እዩ፧ ናይ መወዳእታ ድግስ ነፍሲ እንታይ እዩ፧ ብመዓልቲ ጸበባ ኣብ ዳሱ ኺሐብኣኒ፣ ኣብ ውሻጠ ድንኳኑ ኪኽውለኒ፣ ኣብ ከውሒ ልዕል…
እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ነታ እትደልዮን ሃረር እትብሎን ነፍሲ፡ ንሳ ንእተቕርቦ ጸሎትን ምህለላን ከይመለሰ ዕሽሽ ኣይብሎን እዩ። ግና ናይ መወዳእታ ደስታናን ሓጎስናን እንታይ እዩ፧ ናይ መወዳእታ ድግስ ነፍሲ እንታይ እዩ፧ ብመዓልቲ ጸበባ ኣብ ዳሱ ኺሐብኣኒ፣ ኣብ ውሻጠ ድንኳኑ ኪኽውለኒ፣ ኣብ ከውሒ ልዕል…
ንምንታይ ተፈጢርካ/ኪ፧ ናይ ምንባርና ትርኩም እንታይ እዩ፧ ንምንታይ ኢና ተፈጢርናን ዘሎናን ፧ "ክርስቶስ ድማ፡ ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኬቕርበና ኢሉ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ስለቶም ዓመጽቲ ሓንሳእ ስለ ሓጢኣት ሞተ፡ .. ." (1 Peter 3:18) እቲ ዝዓበየ ደስታን ሓጎስን እዚ ጥዑም ዜና -…
ሓራ ክወጽእ ዘፈቱ ሰብ ኮነ ፍጡር የለን። ብዙሕ ግዜ ግና ሓርነትና ብኸመይ ከም ዝመጽእ ዳርጋ ይጠፍኣና እዩ። ሓደን ቀንድን መገዲ ሓርነት ድማ ምሕረት ምግባር ወይ ይቕሬታ እዩ። ሓራ ዘውጽእ ሓይሊ - ይቕሬታ ወይ ምሕረት ምግባር ግና እንታይ ይመስል፧ “. .…
ዝኾነ ሰብ፡ ኣብ ምድሪ ክሳብ ዝነብር ዘሎ፡ ድሌታት ኣለዎ። ናይ ወዲ-ሰብ ውሽጣዊ ሃረርታ ምፍላጡ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ሽሕ እዃ ከቢድ እንተኮነ፡ እተን ክልተ ውሽጣዊ ሃረርታና ከም ደቂ-ሰባት እንታይ ምዃነን መጽሓፍ ቅዱስ ይምህረና እዩ። እምበኣር፡ እተን ክልተ ውሽጣዊ ሃረርታና እንታይ…
ብዙሕ እዋን፡ ወንጌል ዝብል ነገር ክንሰምዕ እንከሎና ኣብ ኣእምሮና ቅጅል ዝብለና ነገር ኣሎ። ግና፣ ወንጌል ማለት እንታይ እዩ፧ ንወንጌል ብሕጽር ዝበለ ከመይ ንርድኦ ንኸውን፧ "ኣታ ወዲ ሰብ፣ ንደቂ ህዝብካ ተዛረቦም በሎምውን፣ ኣነ ሰይፊ ናብ ሃገር እንተ ኣምጻእኩ፣ ህዝቢ እታ ሃገር…
ኣብዚ ግዜ'ዚ፣ እዚ ብኮቪድ-19 (COVID-19) ዝፍለጥ ናይ ኖብል ኮሮና ቫይረስ ሕማም፡ ኣዝዩ ቀታልን ጽንኩር ተላባዕን ከምዝኾነ ብኣህጉራዊ ውድብ ጥዕና ዓለም ተነጊሩ ኣሎ። ብርግጽ ድማ ነቲ ዝውሃብ ዘሎ መምሪሒታት ምውሳድን ምጥንቓቕን ዘይኸሓድ ንጹር ነገር ኣሎ። ስለዚ፡ መሰረታዊ ክንገብሮን ክንክተሎን ዝግብኣና ምግባር…
ደጊም ብጊዜኡ ንሱ ልዕል ምእንቲ ኼብለኩም፡ ኣብ ትሕቲ እታ ጽንዕቲ ኢድ ኣምላኽ ትሕት በሉ። ንሱ ይሓልየልኩም እዩ እሞ፡ ንዅሉ ሓልዮትኩም ኣብኡ ኣውድቕዎ። (1ጴጥ 5፡6-7) ንምንታይ ኢና ብዙሕ እዋናት ብዛዕባ መጻኢና እንጭነቕን እንፈርህን፧ ፍርህናን ጭንቀትናን ስክፍታታትናን ሓልዮትናን፡ ምስ ኣብ ርእስና ምትእምማን…
ዓላማ መከራ እንታይ እዩ፧ ንሎሚ ሓሙሽተ ዓላማታት መከራ ዝብል ሓሳብ እንሆ። መቸም ዝኾነ ብመከራ ኽሓልፍ ዝፈቱ ሰብ የለን። ኮይኑ ግና መከራን ክርስትያንን መናብርትን መባልይትን እዮም። ብዙሕ እዋን መከራ ዘይብሉ ክርስትና፡ ቁሩብ ዘተሓታት እዩ። እቲ ምንታይሲ፡ እዛ ህይወት ናይ ክርስቶስ ካን'ዶ…
ኣቤት ጸጋ ኣምላኽ። ድሮ ድማ ሓድሽ ዓመት ሂቡና ኣሎ እሞ፣ ብጸጋ ኣምላኽ፡ ንሓድሽ ዓመት ከመይ ንሰግሮ፧ ጸጋ እንታይ እዩ፧ ጸጋ ኣምላኽ፡ ባህሪ እግዚኣብሄር ነቲ ዘይግብኦ ሰብ፡ ጽቡቕ ንምግባር ጥራይ ዝድግፍ ኣይኮነን። ጸጋ ግና፡ ናይ ሓቂ ሓይሊ ካብ ኣምላኽ ንምግባር ዘኽእል፣…
እምብኣርሲ ብሓቂ ንዘርኢ ኣብርሃም ኣልዓሎ እምበር፡ ንመላእኽትስ ኣየልዓሎምን እሞ፡ እቶም ውሉድ ብደምን ስጋን ካብ ዚሐብሩስ፡ ብሞቱ ነቲ ሓይሊ ሞት ኣብ ኢዱ ዝሐዘ ምእንቲ ኺስዕር፡ ንሱውን ድያብሎስ እዩ፡ ነቶም ብፍርሃት ሞት ብዘሎ ዘመኖም ብባርነት ተታሒዞም ዝነበሩ ዅላቶም ሓራ ምእንቲ ኼውጽኦም ኢሉ፡…
የሱስ ብዘመን ንጉስ ሄሮዶስ ኣብ ቤተልሄም ናይ ይሁዳ ምስ ተወለደ፡ እንሆ፡ ሰብ ጥበብ፡ እቲ እተወለደ ንጉስ ኣይሁድ ኣበይ አሎ፧ ኰዀቡ ኣብ ምብራቕ ርኢና እሞ፡ ክንሰግደሉ መጺእና፡ እናበሉ ኻብ ምብራቕ ናብ የሩሳሌም መጹ። ” (ማቴ 2፡1-2) ዘይከም ወንጌል ሉቃስ፣ ወንጌል ማቴዎስ፡…
“ምልክት ድማ እዚ ይኹንኩም፡ ኣብ መብልዕ ማል ብዓለባ እተጠቕለለ ሕጻን ደቂሱ ኽተረኽቡ ኢኹም፡ በሎም። ብዙሓት ሰራዊት ሰማይ ድማ ብድንገት ምስቲ መልኣኽ ተጸምቢሮም፥ ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፡ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት፡ እናበሉ ንኣምላኽ ኣመስገኑ።”…