Featured 

Sounds of
Radio Wihbet

ሬድዮ ውህበት መንፈሳዊ ሬድዮ ኮይኑ፡ ብቛንቛ ትግርኛ መልእኽቲ ቃል ኣምላኽ ንምትሕልላፍን ወንጌል መንግስቲ ኣምላኽ ንምስፋሕን ኣብ 2016 ዝቖመ ሬድዮ እዩ። ከምቲ ኣብ መሰረተ እምነትና ተገሊጹ ዘሎ ድማ ኣብቲ ኣበረ-ኣልቦን ስጡምን ጽኑዕን ዝኾነ ቃል ኣምላኽ መሰረት ብምግባር ዝተፈላለየ መደባት መጽሓፍ ቕዱሳዊ ንፍኑን ነዳሉን። በዚ ዝስዕብ ድሕረ-ገጻትን ናይ ቴሌፎን ኣፕሊከሽንን ክትከታተሉ ትኽእሉ – WIHBET  ወይ ድማ ZenoLive

Join many others

You need to stay connected, and tangibly shows our love by serving either to your spiritual or emotional needs. Through weekly blogs, radio programs, Bible study materials, books and other materials. Stay connected