ናይ መወዳእታ ድግስ ነፍሲ

እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ነታ እትደልዮን ሃረር እትብሎን ነፍሲ፡ ንሳ ንእተቕርቦ ጸሎትን ምህለላን ከይመለሰ ዕሽሽ ኣይብሎን እዩ። ግና ናይ መወዳእታ ደስታናን ሓጎስናን እንታይ እዩ፧ ናይ መወዳእታ ድግስ ነፍሲ እንታይ እዩ፧ ብመዓልቲ ጸበባ ኣብ ዳሱ ኺሐብኣኒ፣ ኣብ ውሻጠ ድንኳኑ ኪኽውለኒ፣ ኣብ ከውሒ ልዕል…

Continue Readingናይ መወዳእታ ድግስ ነፍሲ

ንምንታይ ኢና ተፈጢርናን ዘሎናን

ንምንታይ ተፈጢርካ/ኪ፧ ናይ ምንባርና ትርኩም እንታይ እዩ፧ ንምንታይ ኢና ተፈጢርናን ዘሎናን ፧ "ክርስቶስ ድማ፡ ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኬቕርበና ኢሉ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ስለቶም ዓመጽቲ ሓንሳእ ስለ ሓጢኣት ሞተ፡ .. ." (1 Peter 3:18) እቲ ዝዓበየ ደስታን ሓጎስን እዚ ጥዑም ዜና -…

Continue Readingንምንታይ ኢና ተፈጢርናን ዘሎናን

ሓራ ዘውጽእ ሓይሊ – ይቕሬታ

ሓራ ክወጽእ ዘፈቱ ሰብ ኮነ ፍጡር የለን። ብዙሕ ግዜ ግና ሓርነትና ብኸመይ ከም ዝመጽእ ዳርጋ ይጠፍኣና እዩ። ሓደን ቀንድን መገዲ ሓርነት ድማ ምሕረት ምግባር ወይ ይቕሬታ እዩ። ሓራ ዘውጽእ ሓይሊ - ይቕሬታ ወይ ምሕረት ምግባር ግና እንታይ ይመስል፧ “. .…

Continue Readingሓራ ዘውጽእ ሓይሊ – ይቕሬታ

ክልተ ውሽጣዊ ሃረርታና

ዝኾነ ሰብ፡ ኣብ ምድሪ ክሳብ ዝነብር ዘሎ፡ ድሌታት ኣለዎ። ናይ ወዲ-ሰብ ውሽጣዊ ሃረርታ ምፍላጡ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ሽሕ እዃ ከቢድ እንተኮነ፡ እተን ክልተ ውሽጣዊ ሃረርታና ከም ደቂ-ሰባት እንታይ ምዃነን መጽሓፍ ቅዱስ ይምህረና እዩ። እምበኣር፡ እተን ክልተ ውሽጣዊ ሃረርታና እንታይ…

Continue Readingክልተ ውሽጣዊ ሃረርታና

ወንጌል ማለት

ብዙሕ እዋን፡ ወንጌል ዝብል ነገር ክንሰምዕ እንከሎና ኣብ ኣእምሮና ቅጅል ዝብለና ነገር ኣሎ። ግና፣ ወንጌል ማለት እንታይ እዩ፧  ንወንጌል ብሕጽር ዝበለ ከመይ ንርድኦ ንኸውን፧  "ኣታ ወዲ ሰብ፣ ንደቂ ህዝብካ ተዛረቦም በሎምውን፣ ኣነ ሰይፊ ናብ ሃገር እንተ ኣምጻእኩ፣ ህዝቢ እታ ሃገር…

Continue Readingወንጌል ማለት

ኮሮና ቫይረስ COVID-19

ኣብዚ ግዜ'ዚ፣ እዚ ብኮቪድ-19 (COVID-19) ዝፍለጥ ናይ ኖብል ኮሮና ቫይረስ ሕማም፡ ኣዝዩ ቀታልን ጽንኩር ተላባዕን ከምዝኾነ ብኣህጉራዊ ውድብ ጥዕና ዓለም ተነጊሩ ኣሎ።  ብርግጽ ድማ ነቲ ዝውሃብ ዘሎ መምሪሒታት ምውሳድን ምጥንቓቕን ዘይኸሓድ ንጹር ነገር ኣሎ። ስለዚ፡ መሰረታዊ ክንገብሮን ክንክተሎን ዝግብኣና ምግባር…

Continue Readingኮሮና ቫይረስ COVID-19

ይሓልየልኩም እዩ!

ደጊም ብጊዜኡ ንሱ ልዕል ምእንቲ ኼብለኩም፡ ኣብ ትሕቲ እታ ጽንዕቲ ኢድ ኣምላኽ ትሕት በሉ። ንሱ ይሓልየልኩም እዩ   እሞ፡ ንዅሉ ሓልዮትኩም ኣብኡ ኣውድቕዎ። (1ጴጥ 5፡6-7) ንምንታይ ኢና ብዙሕ እዋናት ብዛዕባ መጻኢና እንጭነቕን እንፈርህን፧ ፍርህናን ጭንቀትናን ስክፍታታትናን ሓልዮትናን፡ ምስ ኣብ ርእስና ምትእምማን…

Continue Readingይሓልየልኩም እዩ!

ሓሙሽተ ዓላማታት መከራ

ዓላማ መከራ እንታይ እዩ፧  ንሎሚ ሓሙሽተ ዓላማታት መከራ ዝብል ሓሳብ እንሆ። መቸም ዝኾነ ብመከራ ኽሓልፍ ዝፈቱ ሰብ የለን። ኮይኑ ግና መከራን ክርስትያንን መናብርትን መባልይትን እዮም። ብዙሕ እዋን መከራ ዘይብሉ ክርስትና፡ ቁሩብ ዘተሓታት እዩ። እቲ ምንታይሲ፡ እዛ ህይወት ናይ ክርስቶስ ካን'ዶ…

Continue Readingሓሙሽተ ዓላማታት መከራ

ብጸጋ ኣምላኽ፡ ንሓድሽ ዓመት

ኣቤት ጸጋ ኣምላኽ። ድሮ ድማ ሓድሽ ዓመት ሂቡና ኣሎ እሞ፣ ብጸጋ ኣምላኽ፡ ንሓድሽ ዓመት ከመይ ንሰግሮ፧ ጸጋ እንታይ እዩ፧ ጸጋ ኣምላኽ፡ ባህሪ እግዚኣብሄር ነቲ ዘይግብኦ ሰብ፡ ጽቡቕ ንምግባር ጥራይ ዝድግፍ ኣይኮነን። ጸጋ ግና፡ ናይ ሓቂ ሓይሊ ካብ ኣምላኽ ንምግባር ዘኽእል፣…

Continue Readingብጸጋ ኣምላኽ፡ ንሓድሽ ዓመት

ስለምንታይ ጐይታ መጺኡ፧

እምብኣርሲ ብሓቂ ንዘርኢ ኣብርሃም ኣልዓሎ እምበር፡ ንመላእኽትስ ኣየልዓሎምን እሞ፡ እቶም ውሉድ ብደምን ስጋን ካብ ዚሐብሩስ፡ ብሞቱ ነቲ ሓይሊ ሞት ኣብ ኢዱ ዝሐዘ ምእንቲ ኺስዕር፡ ንሱውን ድያብሎስ እዩ፡ ነቶም ብፍርሃት ሞት ብዘሎ ዘመኖም ብባርነት ተታሒዞም ዝነበሩ ዅላቶም ሓራ ምእንቲ ኼውጽኦም ኢሉ፡…

Continue Readingስለምንታይ ጐይታ መጺኡ፧

ንሱ መሲሕ፡ ንኩሎም . . .

የሱስ ብዘመን ንጉስ ሄሮዶስ ኣብ ቤተልሄም ናይ ይሁዳ ምስ ተወለደ፡ እንሆ፡ ሰብ ጥበብ፡ እቲ እተወለደ ንጉስ ኣይሁድ ኣበይ አሎ፧ ኰዀቡ ኣብ ምብራቕ ርኢና እሞ፡ ክንሰግደሉ መጺእና፡ እናበሉ ኻብ ምብራቕ ናብ የሩሳሌም መጹ። ” (ማቴ 2፡1-2) ዘይከም ወንጌል ሉቃስ፣ ወንጌል ማቴዎስ፡…

Continue Readingንሱ መሲሕ፡ ንኩሎም . . .

ሰላም ኣብ መንጎ ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም

“ምልክት ድማ እዚ ይኹንኩም፡ ኣብ መብልዕ ማል ብዓለባ እተጠቕለለ ሕጻን ደቂሱ ኽተረኽቡ ኢኹም፡ በሎም። ብዙሓት ሰራዊት ሰማይ ድማ ብድንገት ምስቲ መልኣኽ ተጸምቢሮም፥ ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፡ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት፡ እናበሉ ንኣምላኽ ኣመስገኑ።”…

Continue Readingሰላም ኣብ መንጎ ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም