ኣምላኽና መን እዩ፧

“ንሱ (ክርስቶስ) መልክዕ እቲ ዘይርኤ ኣምላኽ፡ በዅሪ ዅሉ ፍጥረትውን እዩ። ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ዘሎ፡ ዚርኤን ዘይርኤን፡ ዝፋናት ኰኑ ወይስ ጕይትነት፡ ሕልቅነት ወይስ ስልጣናት፡ ኵሉ ብእኡ ተፈጢሩ አሎ እሞ፡ ኵሉ ብእኡን ንእኡን እዩ እተፈጥረ። ንሱ ኸኣ ቅድሚ ዅሉ እዩ፡ ኵሉውን…

Continue Readingኣምላኽና መን እዩ፧

ንኣብይ’ዶ ነቲ ዓብይ

ኣብዚ ዝሓለፈ ሳምንታት ብዙሕ ደስ ዘብሉ ጽቡቕ ጽቡቕ ተስፋታት፡ ዜናታትን ብርሁው መጻኢታት ኣብ መንጎ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጲያን ዝረአየሉን ዝስምዓሉን ዘሎ እዋን እዩ። ነዚ ወሳንን ብርሁውን ውሳኔታት ብምውሳን ንለውጥን ንሰላምን ሰባት ክትንስኡ ምዕዛብ ድማ ኣዝዩ ደስ ዘብል እዩ። መራሕቲ ሃገር ኮነ…

Continue Readingንኣብይ’ዶ ነቲ ዓብይ

ሓንቲ ደቒቕ፣ ድሕሪ ሞት . . .

ከምዝመስለኒ ዳርጋ ናይ መብዛሕትና ሕቶ እዩ። ሰብ ድሕሪ እታ ዝሞተላ ደቒቕ እንታይ ይኸውን። ዝተፈላለየ መጽናዕትታትን ስታቲስቲካዊ ሓበሬታታት ከምዝገልጽዎ፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሓንቲ ደቒቕ 106 ሰባት ይሞቱ፡ ከባቢ 55,000 ሰባት ድማ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ድማ 4.5…

Continue Readingሓንቲ ደቒቕ፣ ድሕሪ ሞት . . .

ዕዮ ገዛኻ ምፍላጥ

ኮታ ኣብ ህይወትና እንገብሮ ዝኽዕነ ዓይነት ዕዮ ምፍላጥ ጽቡቕ እዩ። ነቲ እትዓዮን እትገብሮን ዕዮ ምፍላጥ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ ይገብሮ። ናይ ሎሚ ሓሳበይ ብሕጽር ዝበለ ዛንታ ክጅምሮ። ሓደ እዋን ብሃንደበት ኣብ ሓደ መገዲ፡ ሓንቲ ንእሽተይ ጓል ጎፍ ንጎፍ ምስ ሓንቲ ዓባይ…

Continue Readingዕዮ ገዛኻ ምፍላጥ

ነዛ ዘመን ፍለጥዋ

መጽሓፍ ቅዱስ ነዛ ዘመን ፍለጥዋ ይብለና፣ ግርርርርርርም ዝብል ኮይኑ ድማ ረኺበዩ። ምኽንያቱ፡ ካብዛ ጥቕሲ ዝተላዕለ ብዙሕ ሕቶታት ቅጅል ቅጅል ስለ ዝበሉኒ እዩ። “ምድሓን ካብቲ ዝኣመንናሉ ጊዜስ ሕጂ ኣዝዩ ናባና ቐሪቡ ኣሎ እሞ፡ ሕጂ ኻብ ድቃስ እትባራበሩሉ ጊዜ ኸም ዝበጽሔ፡ ነዛ…

Continue Readingነዛ ዘመን ፍለጥዋ

ሓድሽ መዓልቲ

“ርሑስ ሓድሽ ዓመት!” “ኣሕቢሩ! ርሑስ ሓድሽ ዓመት!” ናይ ነፍሲ ወከፍና ናይ ሓድሽ ዓመት ናይ ጽቡቕ ድሌትን ምንዮትን ተስፋን ልውውጥ እዩ። ኣዝዩ ኣገዳስን ጽቡቕ ድማ እዩ። ዓመት መጸ ድማ እታ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ትብል ቃል፡ ኣዕዚዘን ኣጸቢቀን እንክሓስብ እንትቅስበኒ ሓሳብ እያ።…

Continue Readingሓድሽ መዓልቲ

ናብ ሰናይ ልገቡ!

“ሰናይ” ዝብሃል ዘሎ እንታይ ማለት ኮን ይኸውን? እቲ ምልጋብ ዝብሃል ዘሎ’ኸ? እዚ ኣልዒልናዮ ዘሎና ኣርእስቲ፡ ፍልጠት ጥራይ ከይከውን ምእንቲ፡ ኣብ ህይወትና ተግባራዊ ብዝኾነ መንገዲ እስኪ፡ ግብራዊ ትምህርቲ ንግበሮ። ኣብዚ ዘሎኹምዋ ቦታን ሰዓትን ክትገብርዎ እትኽሉ ሰናይ እንታይ ከምዘሎ ሕሰቡ እሞ፡ ግበርዎ…

Continue Readingናብ ሰናይ ልገቡ!

እግዚኣብሄር ዝረኣዮ ምርኣይ

ራእይ፡ ዝብል ኣርእስቲ ኣዝዩ ልሙድን እንፈልጦን ኣርእስቲ እዩ። ራእይ ማለት ምርኣይ ማለት እዩ። ኮይኑ ግና ኣንታይ ኢኻ እትርእይ? ምርኣይ ክብሃል እንከሎ ብዙሕ ዓይነት እዩ። ቤት መቅደስ ትርእዮ ግና ኣይትጥምቱን`ውን ይብል እዩ። (ማቴ13፡15)። ስለዚ ራእይ ማለት በዚ ስጋዊ የዒንትኻ እትርእዮ ነገር…

Continue Readingእግዚኣብሄር ዝረኣዮ ምርኣይ