ጽንዓትን ሓይልን ጐይታ

መእተዊ “...ብጐይታን ብጽንዓት ሓይሉን በርትዑ።” ብዙሕ ግዜ ክእለት ከለና፣ ብስንኪ ብርታዔ ምስኣን፡ ብዙሕ ነገራት ካብ ኢድና ይወጽእ᎓ ብጸላኢ ድማ ይማረኸና። ቃል ኣምላኽ ምንጪ ብርታዐ ኣማኒ እንታይ ከም ዝኾነ ኣብዚ ክፍሊ ይነግረና። ብርቱዕ እንተ ኾይኑ ኣማኒ ብጐይታ እዩ ዝብርትዕ። ቀዳማይ ንክርስቶስ…

Continue Readingጽንዓትን ሓይልን ጐይታ

ናይ ምህላውና ምኽንያት፣ ንምንታይ፧

ክርስቶስ ድማ፡ ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኬቕርበና ኢሉ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ስለቶም ዓመጽቲ ሓንሳእ ስለ ሓጢኣት ሞተ፡ ብስጋ ሞተ፡ ብመንፈስ ግና ህያው ኰነ። 1ጴጥ 3፡18 እቲ ዝበልጸን ኣዝዩ ዝጸበቀን ናይ ጽቡቕ ጽቡቅ፣ መግለጺ ኣልቦ ውህበት ኣምላኽ፡ እቲ ጥዑም ዜና ዝኾነ -…

Continue Readingናይ ምህላውና ምኽንያት፣ ንምንታይ፧

ግዜ ኣምላኽ፣ ኣበር-ኣልቦ

"ስለዚ ምሕረት ምእንቲ ኽንቕበል፡ ብጊዜ (a well-timed) ጸበባውን ንረዲኤትና ዚኸውን ጸጋ ኽንረክብ፡ ብትብዓት ናብ ዝፋን ጸጋ ንቕረብ።" እብ 4፡16 እዛ ናይ እንግሊዘይና ቃል (a well-timed God) እትብል፣ ኣብ ጽቡቕ ግዜ፣ ኣብ ምዱብ ግዜ፣ ኣበር-ኣልቦ፡ ኣብቲ ዘድሊ ግዜ፣ ኣብቲ ናይ ሓቂ…

Continue Readingግዜ ኣምላኽ፣ ኣበር-ኣልቦ

እንታይ ይስምዓካ ኣሎ፧

ዝስምዑና ስምዒታት ብኸመይ ንልክዖም፧ እቲ ዘማሪ ኣሳፍ ኣብ መዝሙር 73፡25-26 ከምዚ ብምባል ኣእወየ፣ ኣብ ሰማይ ብጀካኻ መን ኣሎኒ፧ ንኣኻ ካብ ረኸብኩስ፣ ኣብ ምድሪ ዝደልዮ የብለይን። ስጋይን ልበይን እንተ ማህመነ እኳ፣ ኣምላኽ ንዘለአለም ከውሒ ልበይን ክፍለይን እዩ። ካብዚ ንላዕሊ ክገልጾ ዝኽእል ቃላት…

Continue Readingእንታይ ይስምዓካ ኣሎ፧

ንጹር ዘረባን ጽሑፍን

5 ቁልፍታትን መለኺዒታትን ርክብን ጽሑፋትን መበገሲ ሓሳበይ፣ ካብ ናይ ሲ. ኤስ. ለዊስ (C. S. Lewis) ሓሳብ ኮይኑ፣ ዝኾነ ሰብ ክዛረብን ሓሳቡ ክገልጽን እንከሎ ክጥቀመሉን፣ ከምኡ'ውን ቆልዑ ንሰበኽቲ ኣገልገልቲ ሓሳብ ኣብ ዝጽሕፍሉ እዋን ክጥቀምሉ ኣለዎም ኢሉ ዝሃቦ ምኽሪ እዩ ዝብገስ። ምኽንያቱ…

Continue Readingንጹር ዘረባን ጽሑፍን

‘ዝ ከም ልበይ

ዳዊት ከም ልቢ ኣምላኽ ምንባሩ ዝፍለጥ እዩ። ግና ስለምንታይ እዩ ከም ልቢ ኣምላኽ ነይሩ። ሎሚ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣብ እንዘራረበሉ ዝነበርና እዋን ንሓደ ሓው እዛ ዝገበርካያ ጌጋ እያ ብምባል ብርክት ዝበሉ ሰባት ሓሳብ ሃብዎ እሞ እዚ ሓው ግና ነታ ጌጋ…

Continue Reading‘ዝ ከም ልበይ

ዕዉት ህይወት

መገዲ ዓወት ብኸመይ ንኺዶ፧ ኣስታት ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዝኾኑ ልዕሊ 20 ዓመት ዝዕድሚኦም ሰብኡት እስራኤላውያን ምስ ደቆምን ኣንስቶምን ካብ ግብጺ ወጺኦም። ግናኸ፡ ክልተ ካብኣቶም እያሱን ካሌብን ናብ ምድሪ ከንኣን ኣትዮም። ከምኡ ድማ ብከምዚ መሰረታዊ ገምጋም፡ ብማዕረ ብመለክዒ መጠን'ዚ 2 ካብ…

Continue Readingዕዉት ህይወት

ኣምላኽና፣ኣቦ እዩ!

ኣቦ ክንብል እንከሎና፡ ብቀጥታ ኣብ ኣእምሮና ቅጅል ዝብለና ነገር ኣሎ። እቲ ለዋህ ኣቦና። እቲ ሓቛፍን ኣላይን ኣቦና። እቲ ስራሕ ውዒሉ፡ ክምለስ እንከሎ ብጉያ እንቅበሎ፣ ኣቦና እዩ። እንታይ እሞ፡ ብዛዕባ ኣቦ እንብሎ ብዙሕ ነገር ክህልወና ይኽእል እዩ። ከም ማሕበረ-ሰብን ሕብረተ-ሰብ ብዛዕባ…

Continue Readingኣምላኽና፣ኣቦ እዩ!

‘ቲ ኣንበሳን ‘ቲ ገንሸልን

“እንሆ፡ ዝሐሬኽዎ ጊልያይ፡ ነፍሰይ ዝሰመረቶ ፈታውየይ፡ ኣብኡ መንፈሰይ ከሕድር እየ፡ ንሱ ድማ ነህዛብ ፍትሒ ኼውጽኣሎም እዩ። ኣይከራኸርን፡ ኣይጭድርን፡ ኣብ ኣደባባይውን ሓደ እኳ ድምጹ ኣይኪሰምዕን እዩ። ፍርዲ ናብ ዓወት ክሳዕ ዜብጽሕ፡ ጭፍሉቕ ሻምብቆ ኣይሰብርን፡ ዚተክኽ ፈትሊ ጥዋፍውን ኣየጥፍእን እዩ። ኣህዛብ ከኣ…

Continue Reading‘ቲ ኣንበሳን ‘ቲ ገንሸልን