ዳዊት

‘ዝ ከም ልበይ

ዳዊት ከም ልቢ ኣምላኽ ምንባሩ ዝፍለጥ እዩ። ግና ስለምንታይ እዩ ከም ልቢ ኣምላኽ ነይሩ። ሎሚ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣብ እንዘራረበሉ ዝነበርና እዋን ንሓደ ሓው እዛ ዝገበርካያ ጌጋ እያ ብምባል ብርክት ዝበሉ ሰባት ሓሳብ ሃብዎ እሞ እዚ ሓው ግና ነታ ጌጋ እንተስ ክቅበላ ስለዘይደለየ እንተስ ካልእ ከምዘይ ጌጋ ገይሩ ሓለፋ። ንዳዊት Read more…

ትንቢት ሃጌ

ትንቢት ሃጌ

ድሕረ ባይታ (Overview) – ትንቢት ሃጌ እቲ ነብዪ፡ – ናይ’ዚ ትንቢት’ዚ ነብዪ ሃጌ ባዕሉ እዩ፡ ነቶም ካብ ምርኮ ዝምለሱ ዝነበሩ ብመገዲ ዘሩባብኤል ኣብ እዋን ንጉስ ቂሮስ ናይ ፋርስ ከምዝተነበየሎም ድማ ርዱእ ይገብሮ። ዝተነበየሉ እዋናት ኣብ እዋን ምህናጽ ቤተ-መቅደስ ምዃኑ እዝራ ብግቡእ ኣስፊሩልና ይርከብ። ብፍላይ ድማ ነቶም ካብ ምርኮ ባቢሎን ዝተመልሱ Read more…

1ጴጥሮስ

1 ጴጥሮስ – ጥቕሉል ሓሳብ

ጸሓፊ ብመሰረት 1ጴጥ 1፡1፡ ጸሓፊኡ ባዕሉ ሃዋርያ ጴጥሮስ ምዃኑ ኣብቲ ሰላምታ ይነግረና። ኣብ ሓፈሻዊ ትሕዝቶ እዚ መልእኽቲ ድማ ጸሓፊኡ ባዕሉ ጴጥሮስ ምዃኑ ብዙሕ ጭብጥታት ኣሎ። ከም ኣብነት ኣብ 1ጴጥ 5፡1 ከም ዝጠቀሶ “. . . ብስቓይ ክርስቶስ ድማ መስካሪ፡. . .” ይብለና፣ እዚ ድማ ናይ ገዛእ ርእሱ መንነት ይገልጸልና። ብተወሳኺ’ውን Read more…

sanctification

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ቅድስና

ቅድሚ ብዛዕባ ቅድስና ምዝራብና፡ ቅድስናን ጽድቅን ንፈላልዮ። ጽድቂ – ብምእማን የሱስ ክርስቶስ፡ ኣምላኽ ንደቂ ሰባት ዝህቦም ነጻ ውህበት እዩ። ጽድቂ ዕዮ ኣምላኽ እዩ። ካብ ወቐሳ ሓጢኣት ንደቂ ሰባት ሓርነት ምውጻእ እዩ። ቅድስና – ዕዮ ኣምላኽ፡ ካብ ሓይሊ ሓጢኣት ሓራ ምውጻእ እዩ። * “ጻድቕ ምዃን – ጽድቂ ኣምላኽ ኣብ ሰብ ማለት Read more…