In this category og blog, you will find different written articles that have been studied and documented by Wihbet Ministries.

እግዚኣብሄር ዝረኣዮ ምርኣይ

ራእይ፡ ዝብል ኣርእስቲ ኣዝዩ ልሙድን እንፈልጦን ኣርእስቲ እዩ። ራእይ ማለት ምርኣይ ማለት እዩ። ኮይኑ ግና ኣንታይ ኢኻ እትርእይ? ምርኣይ ክብሃል እንከሎ ብዙሕ ዓይነት እዩ። ቤት መቅደስ ትርእዮ ግና ኣይትጥምቱን`ውን ይብል እዩ። (ማቴ13፡15)። ስለዚ ራእይ ማለት በዚ ስጋዊ የዒንትኻ እትርእዮ ነገር…

Continue Readingእግዚኣብሄር ዝረኣዮ ምርኣይ

ቕኑዕ ሕልና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ

ዕሩብ ሕልና! እዚ ኣባሃህላ እዚ ንክትሰምዖ ኮነ ንክትዛረቦ ኣዝዩ ዘስኻሕክሕ ኣባሃህላ እዩ። ይኹን እምበር ብዙሕ እዋን ሕልና ክዓርብ ንርኢ ኢና። ሕልና ነቲ ኣብ መነባብሮን ህይወትናን ዘሎ ቅኑዕን ጌጋ ዝመሚ ክፋል መንፈስና እዩ። ኣብ ናብራና መብዛሕትና እቲ ዓንቒጹ ሒዙና ዘሎ፣ ኣብ…

Continue Readingቕኑዕ ሕልና ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ

ተስፋ ምድረ-በዳ

ኣብ ምድሪ ተስፋ ዝበሃል የለን። ልክዕ እዩ እዛ ናብ ጥፍኣት ገጻ እትገማገም ዘላ ዓለም ተስፋ ክትህበካ፡ ሓሊፋ ድማ ጽቡቕ ነገር ክትረኽበላ ፍጹም ኣይከኣልን እዩ። እንትርፎ ኣብ ጸጽባሕ ንታሕቲ ዘንቆልቁል ተስፋን መጻእን፡ ተስፋ ዝብሃል የብላን። ተስፋ ክበሃል እንከሎ ሓደ ከም ስሓቢ…

Continue Readingተስፋ ምድረ-በዳ

ዕሽነት ምስባኽ

ኣብ ዓለም ሰብ ምስ ዝተፈላለየ ውህበት ኣምላኽ እዩ ዝፍጠር። ኩሉ ካብቲ ወሃቢ ኩሉ ዝኮነ ኣምላኽ፣ ነቲ ውህበት ብኸምቲ ዝደለዮ ገይሩ፣ ባዕሉ ይህቦ። ልክዕ ከምዚ ውህበት ድማ ቆልዑ ካብ ንእስነቶም ጀሚሮም ዝህልዎም ፍሉይ ክእለታት ኣለዎም። ገለ ገጠምቲ፣ ገለ ሰኣልቲ፣ ገለ ኣትለታት፣…

Continue Readingዕሽነት ምስባኽ

ብሓደ ምዃን

ንክፉእ ሓደ ይኽወን እዩ፡ ንኣምላኽ ዕዮኡ ብዝተፈላለየ መገዲ እዩ ዝፍጸም ኮይኑ ግና እቲ ቀንዲን ሓደን ዕዮ ኣምላኽ ዝፍጸመሉ መገዲ ብመገዲ ሓድነት ወይ ሓደ ምዃን እዩ። ቤተ ክርስትያን ድማ ንሳ እታ ክርስቶስ የሱስ ሓሳቡ ዘንበረላ ማሕበሩ እያ።  ኣብ ኤፌ 1፡23 “ንሳ…

Continue Readingብሓደ ምዃን

ዝበለጸ መንገዲ ሓድነት

ነፍሲ ወከፍ ፉጡር ወዲ ኣዳም ኣብዛ ምድሪ ክመላለሰሉ ዘለዎ መንገዲ እሞ ድማ ከመይ ጌሩ ክኸይድ ከም ዘለዎ ዝሕግዝዎ ሕግን ስርዓትን ኣለዎ። ንኣብነት ነፍሲ ወከፍ ዓብይ ይኹን ንእሽቶይ ሃብታም ይኹን ድኻ ጥዑይ ይኹን ሕሙም ሕጊ ትራፊክ እንተ ጢሒሱ ተሓታቲ ዀይኑ ግዳይ…

Continue Readingዝበለጸ መንገዲ ሓድነት

ሓይሊ ሞት ተሳዕረ

ክርስቶስ ተንስኣ እሙታን በኣብይ ሃይል ወስለጣን ኣሰሮ ለሰይጣን ወ ኣግኣዞ ለኣዳም ሰላም እምእዝየሰ ኮነ ፍስሓ ወሰላም ብርግጽ ሓይሊ ሞት ተሳዕረ . . . ነዚ ነገር ክብሃል እንከሎ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ኣእምሮይ ቅጅል ዝብለኒ ነገር፡ ወጋሕታ ተንሲእና ምስ ወለደይ ናብ እንዳ…

Continue Readingሓይሊ ሞት ተሳዕረ