In this category og blog, you will find different written articles that have been studied and documented by Wihbet Ministries.

ኮሮና ቫይረስ ፣ እንታይ ይምህረና፧

ንግሆ ተንሲእና፡ ኣብ ናይ ቁርሲ ናይ ዕላል ግዜና፣ ንበዓልቲ-ቤተይ ከምዚ ክብል ሓተትክዋ፣ ካብዚ መጺኡ ዘሎ ናይ ኮሮና ቫይረስ ኩነት እንታይ ትመሃሪ ኢለ፧ ሓተትክዋ። ኣይደንጎየትን ድማ ገለ ሰለስተ ዝኾኑ ነገራት ዘርዘረትለይ። ኣነ ድማ ምልእ ኣቢለ፡ ገለ ሓሙሽተ ነገራት ወሰኽኩላ። ግና፣ ኮሮና…

Continue Readingኮሮና ቫይረስ ፣ እንታይ ይምህረና፧

ኮሮና ቫይረስ COVID-19

ኣብዚ ግዜ'ዚ፣ እዚ ብኮቪድ-19 (COVID-19) ዝፍለጥ ናይ ኖብል ኮሮና ቫይረስ ሕማም፡ ኣዝዩ ቀታልን ጽንኩር ተላባዕን ከምዝኾነ ብኣህጉራዊ ውድብ ጥዕና ዓለም ተነጊሩ ኣሎ።  ብርግጽ ድማ ነቲ ዝውሃብ ዘሎ መምሪሒታት ምውሳድን ምጥንቓቕን ዘይኸሓድ ንጹር ነገር ኣሎ። ስለዚ፡ መሰረታዊ ክንገብሮን ክንክተሎን ዝግብኣና ምግባር…

Continue Readingኮሮና ቫይረስ COVID-19

ምሕረት ምግባርን ፈውስን

ሓቀኛ ናይ ውሽጢ ፈውሲ . . . ግናኸ ምሕረት ምግባር፣ ቁልፊ ናይ ውሽጢ ፈውሲ እዩ። እዚ ቀንዲ ኣገዳሲ ጉዳይ እዩ። ምሕረት ምግባር ንሰይጣን ዝሰዓሮ ናይ መወዳእታ ጽፍዒት ኮይኑ፣ ምሕረት ዘይምግባር ግና ንሰይጣን ኣብ ህይወትካ ንኽሰርሕ ፍቓድ ምሃብ እዩ። ሃዋርያ ጳውሎስ…

Continue Readingምሕረት ምግባርን ፈውስን

ኢ-ፍትሓውነት

ኣረዳድኣ ክርስትያን ኣንጻር ኢ-ፍትሓውነት ከም ክርስትያናት ስለ ኩሉ ዓይነት ዘይፍትሓውነት፣ ብፍላይ ድማ ዓመጽን ኢ-ፍትሓውነት ኣንጻር እግዚኣብሄርን ዓላማታቱን ኣብ ምድሪ ክስለፉ ይግባእ። እዛ “ኩሉ” እትብል ቃል ኣብ ዝተፈላለየ ህይወት ሰብ ንዘጋጥም ዘሎ፡ ሕመረት ኩሉ ኢ-ፍትሓውነት ኮይኑ ኣብ ሕልና ክርስትያናት ክትሓክኽ ዝግብኣ…

Continue Readingኢ-ፍትሓውነት

ምርዳእ ሓቀኛ ማሕበራዊ ፍትሒ

እዚ እንነብሮ ዘሎና ዓለም፡ ብርግጽ ገስጋስን ለውጣውን ዓለም እዩ። “ማሕበራዊ ፍትሒ” ድማ ብኣፍ ብዙሓት ሰባት ክዝረብን ክዝንተወሉን ጸኒሑ ኣሎ፡ ግና ፍትሒ፣ ክቡር ባህርን ባህላዊን ክብሪ እዩ። ይኹን እምበር፡ ኣብ ዝተፈላልየ ማሕበራዊ ኮነ ባህላዊ ንጥፈታት ብእንገብሮ ተሳትፎታትን ታርጋታትን መግለጺታትን ድማ ዝተፈላለየ…

Continue Readingምርዳእ ሓቀኛ ማሕበራዊ ፍትሒ

መስቀል፡ ዋጋ ሓጢኣተይ

ኣብ እግሪ መስቀል ምብካይ ሎሚ ዓርቢ ስቕለት ኢልና እንጽውዖ፡ ኣብ ታሪኽ ዓለም እቲ ዘሕዝን መዓልቲ እዩ። ጐይታ እተሰቕለሉ መዓልቲ። ደም እንዳፈሰሰ፡ ካብ ርእሱ ብገጹ እንዳ ሓለፈ። ነቲ ፈጣሪ ኲሉ ዝኾነ ኣኽሊል እሾኽ ምስ ሰለምዎ። ቃላት ቃንዛን ቅዛነን ካብ ኣፍ’ቲ፣ ብቃል…

Continue Readingመስቀል፡ ዋጋ ሓጢኣተይ

ጸሎት ድሮ ስቕለት

ቅድሚ እታ እተሰቕለላ መዓልቲ፡ ሓሙስ ምሸት ከምዝነበረት እዩ ዝንገር። ኣብዛ ምሸት’ዚኣ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ትምህርቲ ከምዝመሃረ ኣብ ዮሃንስ ወንጌል ምዕራፋት 13-17 ሰፊሩ ኣሎ። ኣእጋር ደቂ-መዛሙርቱ ብምሕጻብ - ጐይታ ንሱ ባርያ ኮነ (ዮሃ 13፡3-20)፣ ንደቂ መዛሙርቱ ኣብ መኣዲ ጐይታ ኣቀመጦምን…

Continue Readingጸሎት ድሮ ስቕለት

ቃል ኣምላኽ፤ ኣምላኽ-ዜተንፈሶ ጽሑፍ

ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ብዛዕባ ሓንቲ ጉልሻ ብምምሳል ክንጽሕፍ ዝጀመርናዮ፣ መቀጸልትኡ እንሆ። እግሪ እታ ጉልሻ ብሰለስተ እንተዘይኮይኑ ብክልተ ኮነ ብሓንቲ ክቀውም ኣይክእልን እዩ። ሰለስቲኤን ኣእጋራ ድማ ሓንቲ ካብ ሓንቲ ብዘይ ሰናነፍ ደልዲለን ደው ክብላ ኣለወን። እታ ሓንቲ እግሪ ጌጋ-ኣልቦነት (inerrancy)…

Continue Readingቃል ኣምላኽ፤ ኣምላኽ-ዜተንፈሶ ጽሑፍ

ቃል ኣምላኽ፣ ጌጋ-ኣልቦ

ጉልሻ፣ ሓደ ሰለስተ እግሪ ዘለዎ፣ ንመብሰልን ሓዊ መእጎድን እንጥቀመሉ ኣቕሓ እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ መርዓታት መስርሒ ጸብሒ ምእንቲ ክኸውን፡ ኣዝዩ ዓብዪ ሓዊ ንኽእጎድ ሓጋዚ ኣቕሓ እዩ። ግና ጉልሻ፡ ሰለስተ እግሪ ስለዘለዋ፡ ሓንቲ ካብተን ኣእጋራ እንተተሰይራን ሓንኪሳን፣ እታ ጉልሻ ደው ክትብል…

Continue Readingቃል ኣምላኽ፣ ጌጋ-ኣልቦ

ድሕሪ ሞትሲ . . .

ህይወት ሰብ ኩሉ ከም ዕንባብ ዝበርስን ዝቕምስልን እዩ፡ ሓጺር ዕድመ ኩሉ ድማ ሓላፊ እዩ - ንብረት፡ ገንዘብ፡ መኪና፡ ገዛ፡ ውሉድ፡ ሰብኣይ፡ ሰበይቲ፡ . . . ኮታ ኩሉ ነገር ንሓጺር እዋን ጥራይ እዩ፡፡ ኣብ መጽሓፍ እዮብ ከምዚ ይብለና፡ «ሰብ፡ ውሉድ ሰበይቲ፡…

Continue Readingድሕሪ ሞትሲ . . .

አረ ሓቂ ክንዛረብ

ሓደ ሓደ እዋን እንክሓስብ ምንጪ ኩሉ መግደራናን ጭንቕናን፡ ሓቂ ብምንጻግና ኮይኑ ይስመዓኒ። ኣብ ቀረባ እዋን ምስ ሰለስተ መማህርተይ (ኖርወጃውያን) ብዛዕባ ትምህርቲ ኣብ እንዘረረበሉ ዝነበርና እዋን፡ ሃንደበት ብዝመስል ስለ ሓቂ ዘረባ ጀመርና እሞ፡ ሓቂ ዝብሃል ከምዘየለ ከእምኑኒ ድማ ብዙሕ ተከራኸሩኒ። በዚ…

Continue Readingአረ ሓቂ ክንዛረብ

ክርስትያንን ፖለቲካን

ክርስትያን ኣማንን ፖለቲካዊ ተሳታፍነትን ሓደ ክርስትያን ኣማኒ ፖለቲካዊ ተሳትፎ ኪህልዎ ይኽእልዶ? ሰዓቢ ክርስቶስ ኴንካ ፖለቲካዊ ሞያ ኪህልወካ ይኽእልዶ? ክርስትያናት ኣብ ፖለቲካዊ ሓደው ማሕበራዊ ንጥፈታት (ኣክቲቪዝም) ኪዋስኡ ይኽእሉዶ? ወዘተ ዚብል ሕቶታት በብጊዜኡ ኣብቶም ወንጌላውያን ከምኡውን ካልኦት ክርስትያናት ኣሕዋት ዚለዓልን ዜከራኽርን ሕቶታት…

Continue Readingክርስትያንን ፖለቲካን