insight, inspiration, vewipoints

Wihbet

Know God’s Word – with their mind.
Love God fully – with their heart. 
Engage the world – with grace and truth.

ዓንቀጻት

ሓደስቲ ጽሑፋት

FEATURED PODCAST

LATEST EPISODE

ጃስቲንን ደቀ መዛሙርቱን ብምኽንያት እምነቶም ተኣስሩ። እቲ ምስለኔ ብሞት ምስ ኣፈራርሆም፡ ጃስቲን ድማ ከምዚ በለ፡ “ምእንቲ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ እንተ ተቐጺዕና፡ ኽንድሕን ተስፋ ኣሎና።” በሎም። ካብቲ ዝነበርዎ ቦታ ድማ ተወስዱ፡ ርእሶም ድማ ተሰየፉ።

Listen on

ምስክርነታት

ፖሊካርፕ

ፖሊካርፕ ካብ ቍልዕነቱ ኣትሒዙ ክርስትያን እዩ ነይሩ፣ ይኹን እምበር ሮማውያን ክሳዕ ኣብ ሰማንያ ዓመቱ ዝኸውን  ክቐትልዎ ምስ ደለዩ እዩም። ምኽንያት ምድንጓዩም ብዘየገድስ፡ ኣብቲ ድሕሪ ናይ ሓድሽ ኪዳን ታሪኽ ቤተ ክርስትያን፡...

ራይናርድ ቦንኪ

ወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ

ወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ – ጀርመናዊ ጴንጠቆስጣዊ ወንጌላዊ እዩ። ዝያዳ ኩሉ ዝፍለጠሉ ድማ በቲ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ዓለም እናተዘዋወረ ዝዝርግሖ ዝነበረ ናይ ወንጌል ወፍርታት ብፍላይ ድማ ኣብ ኣፍሪቃ እዩ ዝፍለጥ። ቦንኪ...

ዘገርም ጸጋ – “Amazing Grace”

ዘገርም ጸጋ ! ክንደይ ይጥዕም ‘ዚ ድሃይ ዘድሓነ ንሓጥእ ከምዚ ከማይ! እዛ መዝሙር ሰሚዕዋ ዘይፈልጥ፡ ዳርጋ የለን፡ እንተተባህለ፡ ምግናን ኣይኮነን። ኣብ ዝተፈላለየ ፊልምታት፡ ብፍላይ ድማ ምስ ግሊያነት ዝትሓሓዙ ፊልምታትን ሙዚቃታትን...

Wihbet Media