ንግሆ ተንሲእና፡ ኣብ ናይ ቁርሲ ናይ ዕላል ግዜና፣ ንበዓልቲ-ቤተይ ከምዚ ክብል ሓተትክዋ፣ ካብዚ መጺኡ...
insight, inspiration, vewipoints
Wihbet
Know God’s Word – with their mind.
Love God fully – with their heart.
Engage the world – with grace and truth.
ዓንቀጻት
ኣብዚ ግዜ'ዚ፣ እዚ ብኮቪድ-19 (COVID-19) ዝፍለጥ ናይ ኖብል ኮሮና ቫይረስ ሕማም፡ ኣዝዩ ቀታልን ጽንኩር...
ሓቀኛ ናይ ውሽጢ ፈውሲ . . . ግናኸ ምሕረት ምግባር፣ ቁልፊ ናይ ውሽጢ ፈውሲ...
ሓደስቲ ጽሑፋት
ፖሊካርፕ ካብ ቍልዕነቱ ኣትሒዙ ክርስትያን እዩ ነይሩ፣ ይኹን እምበር ሮማውያን...
(ካብ 1 – 14 ለካቲት 2022) እኹል ድቃስ ዘይምርካብን ኣዚኻ...
(ካብ 17 – 30 ጥሪ 2022) ስለምንታይ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ሓደ...
(ካብ 10 – 16 ጥሪ 2022) መዓልታዊ ጽሙድ ፣ ኣብ...
LATEST EPISODE
ጃስቲንን ደቀ መዛሙርቱን ብምኽንያት እምነቶም ተኣስሩ። እቲ ምስለኔ ብሞት ምስ ኣፈራርሆም፡ ጃስቲን ድማ ከምዚ በለ፡ “ምእንቲ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ እንተ ተቐጺዕና፡ ኽንድሕን ተስፋ ኣሎና።” በሎም። ካብቲ ዝነበርዎ ቦታ ድማ ተወስዱ፡ ርእሶም ድማ ተሰየፉ።
Listen on
ምስክርነታት
ፖሊካርፕ
ፖሊካርፕ ካብ ቍልዕነቱ ኣትሒዙ ክርስትያን እዩ ነይሩ፣ ይኹን እምበር ሮማውያን ክሳዕ ኣብ ሰማንያ ዓመቱ ዝኸውን ክቐትልዎ ምስ ደለዩ እዩም። ምኽንያት ምድንጓዩም ብዘየገድስ፡ ኣብቲ ድሕሪ ናይ ሓድሽ ኪዳን ታሪኽ ቤተ ክርስትያን፡...
ወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ
ወንጌላዊ ራይናርድ ቦንኪ – ጀርመናዊ ጴንጠቆስጣዊ ወንጌላዊ እዩ። ዝያዳ ኩሉ ዝፍለጠሉ ድማ በቲ ኣብ ዝተፈላለየ ክፍልታት ዓለም እናተዘዋወረ ዝዝርግሖ ዝነበረ ናይ ወንጌል ወፍርታት ብፍላይ ድማ ኣብ ኣፍሪቃ እዩ ዝፍለጥ። ቦንኪ...
ዘገርም ጸጋ – “Amazing Grace”
ዘገርም ጸጋ ! ክንደይ ይጥዕም ‘ዚ ድሃይ ዘድሓነ ንሓጥእ ከምዚ ከማይ! እዛ መዝሙር ሰሚዕዋ ዘይፈልጥ፡ ዳርጋ የለን፡ እንተተባህለ፡ ምግናን ኣይኮነን። ኣብ ዝተፈላለየ ፊልምታት፡ ብፍላይ ድማ ምስ ግሊያነት ዝትሓሓዙ ፊልምታትን ሙዚቃታትን...